|
Written by ሃይለ ገብረ ትንሳኤ
|
|
Wednesday, 22 May 2013 12:31 |
|
ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን
ኣብ ከመይ ይፈርዩ።
ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን እንታይ ኣራኸቦም ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ ክመጽእ ስለ ዝኾነ ንኽገልጽ ኣንበብቲ ብጽሞና ንኽትካታተሉ ብትሕትና ይሓትት።
ብመጀመርያ፡ ጻዕዳ ጣፍ ኣብ ከመይ ዝኣመሰል መርየት ይበቁል? እቲ ዝበለጸ እኳድኣ፡ ኣብ ጎልጎል ዋልኻ ኽኸውን ከሎ እዩ። ዋልኻ ኮይኑውን ኣብ ኩርቢት ወይ ኣብ ኑኡስ ጎበታት ክበቁል ይኽእልዩ እንተኾነ ከምቲ ናይ ጎልጎል ዋልኻ ፍርያት ኣይህብን።
|
|
Read more...
|
|
|
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ
|
|
Monday, 20 May 2013 07:59 |
|
መምህር ኣማረ ካብቶም ንሃገርን ደሞክራስያን ብጽንዓት ዝተቓለሰ ተጋዳላይ ምዃኑ ምስኩር እዩ። ኣብ ዓዱ ዝትከለሉ መዘከርታ እውን ነዚ ክቡር ቃልሲ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ ክኸውን ዝኽእል። እንሆ ምዕራፍ ተጋደልቲ እናተዓጽወ ይኸይድ ኣሎ። ዕድል ገዳይም ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ታሪኽ ክንምዝግብ ግዜኡ መጺኡ፡ ከመቅጽበተ ዓይን ከይሓልፍ ድማ ምስትውዓል ከድሊ እዩ። መምህር ኣማረ እኳ ብዙሕ ስለ ዝጸሓፈ ብጥርኑፍ መልክዕ ክብርከት ተስፋ ኩሎም ኣድነቕቱ እዩ። ስድራቤት ኣማረ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ነቶም ነኣስቱ ድማ ዕድሚኦም የንውሕ።
ብስመይን ብስም ብጾተይን
ሕሩይ ተድላ ባይሩ |
|
Written by news.com.au
|
|
Tuesday, 14 May 2013 11:22 |
ERITREA'S hardline regime has jailed at least 10,000 political prisoners, many in "unimaginably atrocious conditions", rights group Amnesty International says in a report criticising the situation in the Red Sea state.
With political opposition banned, independent media quashed and religious minorities targeted, the ex-rebel government uses a system of underground cells and shipping containers to house the prisoners, reads the report, released on Thursday.
|
|
Read more...
|
|
Written by AFP
|
|
Tuesday, 07 May 2013 08:42 |
|
Galvanised by the Arab spring, Eritreans in exile in Europe are mobilising against the authoritarian regime of President Issaias Afeworki with a new tool -- the humble telephone.
|
|
Read more...
|
|
Written by Expressen
|
|
Tuesday, 23 April 2013 09:25 |
|
ሓንቲ ካብቶም ኣደዳ ጭውያ ሲናይ ዝኾኑ ኤርትራውያን ድሕሪ ዝወረዳ ስቓይን መግረፍትን ካብቲ ዝነበረቶ ስቓይ ተገላጊላ ዑቕባ ብምርካብ ኣብ ሕቑፊ ኣዲኣ ክትበጽሕ ኪኢላ ኣላ። እዛ ኤርትራዊት ዜጋ ብጨወይቲ ተሸይጣ ኣብ ሲናይ ኣብ ዝጸንሓትሉ ጊዜ ድማ እዩ ንኣዲኣ ደዊላ ”ኣደ ተጨውየ ኣብ ማእሰርቲ ሲናይ ኣለኹ፡ ዝሓተቱኺ ኩሉ ድማ ግበርሎም” ክትብል ዘርድኣታ። ሂወት ጓላ ከተድሕን ዝተገደደት ኣደ ድማ ንጨወይቲ 160 000 ክሩኑር (ከባቢ 25 000 ዶላር) ክትከፍል ተገደደት።
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Saturday, 20 April 2013 13:34 |
|
ወይዘሮ ለተጽዮን መድሃኔ ብዕለት 29 መጋቢት 2013 ብሞት ካብዛ ዓለም ተሰናቢታ። ከምቲ ኣብዛ ዓለም ብሂወት እንጸንሕ ብሞት ክንሳነበት ንቡር ጉዳይ ድኣ ይኹን እምበር ሞት ብሓደጋ ክመጽእ እንከሎ ግን ዝያዳ ሓዘን ከስዕብ ናይ ግድን እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንመዋቲት መንግሰተሰማይ ንምሉኣት ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ብምባል ኣባላት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ንገልጽ።
ኤዲቶርያል ቦርድ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ
20/4/2013 |
|
Written by Think Africa
|
|
Wednesday, 17 April 2013 21:10 |
|
After more than a decade of low-level hostilities and sour relations, there are signs Eritrea and Ethiopia could be ready to talk again.
On the road from Keren, Eritrea. Photograph by Carsten ten Brink
It has been over a decade since talks regarding the demarcation of Eritrea-Ethiopia border stalled, and relations between the two long-standing nemeses deteriorated into an effective cold war.
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Sunday, 07 April 2013 19:21 |
|
እቲ ብዘይ ምስልካይን ብትብዓትን ንስለ ህዝቡ ንነዊሕ እዋን ዝተቓለሰን ክቃለስ ዝጸንሐን ገዲም ተጋዳላይ ዶክተር በየነ ኪዳነ ካብዛ ዓለም ብሞት ምስንባት ንኹሎም ተቓለስትን ደለይቲ ለውጢ ዝኾኑ ዜጋታት መሪር ሓዘን ዘኸትል እዩ። እንተኾነ እቲ ዝተጀመረ ጉዕዞ ቃልሲ ስዉእ ዶክተር በየነ ኪዳነን ካልኦት ሓረብኛታትን ክሳብ ኣብ ምዕራፉ ዝበጽሕ ሓርበኛታት ደቂ ሃገር ነቲ ጉዕዞ ክቕጽልዎን ኣብ ምዕራፉ ከም ዘብጽሕዎን ዘማትእ ጉዳይ ኣይኮነን።
በዚ ኣጋጣሚ ንስድራቤት ስዉእ ተጋዳላይ ዶክተር በየነ ኪዳነን ናይ ቃልሲ ብጾቱን ጽንዓት ይሃብኩም ብምባል በዚ ኣጋጣሚ ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና ንገልጽ።
ኤዲቶርያል ቦርድ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ
7/4/2013 |
|
Written by Expressen.se
|
|
Tuesday, 26 March 2013 10:47 |
|
ኣብዚ ቅንያት ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዜጋታት ዝጥቀሙለን ሰለስተ ኣደራሻት ኣብ ሓደ ለይቲ ናይ ባርዕ ሓደጋ ከምዘጓነፈን ነዚ ብዝምልከት ኣብ ጋዜጣታት ሽወደንን ከምኡ ድማ ዝተፈላለያ ካልኦት መርበብ ሓበሬታ ብሰፊሑ ክዝረበሉ ቀንዩ ኣሎ።
|
|
Read more...
|
|
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ
|
|
Thursday, 21 March 2013 16:43 |
|
“ዘይወግሕ ለይቲ፡ ዘየዕቅል በዓቲ”
መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱኡ
ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ።
|
|
Read more...
|
|
Written by THINK AFRICA PRESS
|
|
Friday, 15 March 2013 01:12 |
|
analysis
Afewerki's grip on power in Eritirea is showing signs of weakness. But will we see a coup, cosmetic reforms or even an uprising?
Ever since 1993, when Eritrea gained independence and the national assembly elected him president, Isaias Afewerki has ruled over the
|
|
Read more...
|
|
|
|
|
|
|
Page 1 of 22 |