Home
እዋናዊ ዕማም ህዝቢ ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Friday, 18 November 2011 18:38

መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮ ይምጽእ ከምዝብሃል ዕለተ ጉባኤ ብወርሒ ተደናጉዩ ድሕሪ ምጽናሕ እንሆ እዚ ታሪኻዊ ዕማም ኣብ ቅድሜና ይጽበየና ኣሎ። እቲ ብወርሒ ዝተናወሐ ጉባኤ እምብኣር ዕለት 22-11-2011 ክጅመር እዩ። ኣብዚ ዝካየድ ጉባኤ ህዝባውን ዕዉትን ኮይኑ መታን ክዛዘም፡ ኩሉኹም ተሳተፍቲ ጉባኤ ኣቐዲምኩም ነቲ ኣብ ወብሳይትና ተዘርጊሑ ዘሎ ሰነዳት ጉባኤ (ቻርተር ህዝቢ ኤርትራ፣ መሰጋገሪ ቅዋም ፣ ቅርጻ ባይቶ ምኽሪ ኤርትራ ወዘተ.) ፕሪንት ብምግባር ከተምብብዎን ናብ ጉባኤ ሒዝኩሞ ክትመጹን በዚ ኣጋጣሚ ንላቦ።

ኤዲቶርያል ቦርድ

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ

 
Copyright © 2013 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.