Home
ሰፊሕ በዓል ኤርትራ - ካስል PDF Print E-mail
Written by ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል ካስል 2017   
Wednesday, 05 July 2017 23:19

-6 August 2017

ምዕቋብ ሓድነት ህዝብናን ልዑላውንት ኤርትራን፣ ሓላፍነት ኩሎም ሃገራውያን ኢዩ

ኣብ ትሕቲ ዝብል ማእከላይ ጭርሖ፣ ፈስቲቫል ካስል 2017 በዞም ዝስዕቡ ኣካላት ብሓባር ክዳሎ ኢዩ፦

· ዲሞክራስያዊ ማሕበር መንእሰያትን ሓርበኛታት ኤርትራን - ጨንፈር ጀርመን፣

· ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

· ኤርትራዊ እስላማዊ ሰልፊ ንፍትሕን ልምዓትን

መደባት ፈስቲቫል

Ø ዓርቢ 04 ነሓሰ ( 04 ኦጎስት)  ናይ ኣጋ ምሸት፣

· ውድባዊ ሰሚናር

· ሰሚናር ብዛዕባ “ ግደ ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ፣ ብተቓላሲት ሓፍትና ኑርያ ሑሰን ዝቐርብ።


 

Ø ቀዳም 05 ነሓሰ  ( 05 ኦጎስት)

· ሓባራዊ ቃል ኣዳለውቲ ኣካላትን፣ ቃል ዕዱማትን

· ብጉዳይ ሃገራዊ ሓድነት ህዝቢ ኤርትራን፣ ጉዳይ ሃገራዊ መንነትን፣ ከምኡ’ውን እዋናዊ ዕማም ሓይልታት ዲሞክራስያዊ ለውጥን ኣመልኪቱ ዝካየድ ልዝብ (ፓነል ዲስካሽን)። ኣብዚ ልዝብ እዞም ዝስዕቡ ተቓለስቲ ንክትዕ ዝኸውን ወረቓቕቲ ከቕርቡ ኢዮም፦

ሓው፡ ዜን ኣልዓቢዲን ሾካይ፣ ሓው፣ የማነ ተኽለ ገርግሽ፣ ሓው፡ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፍሊፖ)

· ብህቡባት ሃገራውያን ወናማትን ስነ ጥበባውያን ዝዳሎ ባህላዊ መደባት።

ኩሉኹም ደለይቲ ሓርነትን ፍትሕን ኤርትራውያን

ኣብ ታሪኻዊ ፈስቲቫል ካስል ብሰላም የራኽብና !!

ብድሓን ምጽኡ !!

ኣድራሻ፡ YASMIN SAAL - SANDERS HÄUSER STR. 43 (KASSEL)

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፈስቲቫል ካስል 2017

 
Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.