Home
ዶክተር ኣልጋነሽ ጋንዲ ሽልማት ገበርቲ ሰናይ ንምቕባል ኣብ ውድድር ቀሪባ PDF Print E-mail
Written by ECP Editorial Board   
Saturday, 30 September 2017 23:58

ዶክተር ኣልጋነሽ ጋንዲ ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣበይ ኣለዉ ብዘየገድስ ካኣብ ምሕጋዞምን ጉዳዮም ኣብ ምቅላሕን ክሳብ ሕጂ

ከይተሓለለት እትሰርሕ ዘላ ኣብነታዊት ኤርትራዊት እያ።  ዝመጽእ ዘሎ ታሕሳስ 5 ድማ ካብቶም ብወለንትኦም ግብረሰናይ ዝገብሩ

ሰባት ሓንቲ ኮይና ንሽልማት ተሓጽያ ብምህላዋ ድማ፡ ነዚ ተተሓሒዛቶ ዘላ ቅዱስ ተግባር ብዝያዳ ኣፍልጦ ብምርካብ እተካይዶ ዘላ

ስራሕ ብዝበለጸ ንኸተሰላስል ነዛ ኣብነታዊት ዝኾነት ዜጋና ድምጽና ብምሃብ ደገፍና ንሃባ።

 

ኣብ መርበብ ሓበሬታ assenna.com ብምእታው ደገፍና ንዶክተር ኣልጋነሽ ንሃብ።

 

ኤዲቶርያል ቦርድ

 
Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.