Home Democracy Club
Democracy Club
መንግስቲ PDF Print E-mail
Written by ECP   
Thursday, 11 February 2010 19:34

ካልኣይ ክፋል

መንግስቲ

 

መበቆልን ባህርይን መንግስቲ

ብዛዕባ መንግስትነት ክዝረብ እንከሎ ብዛዕባ ስልጣን እዩ ዝዝረብ ዘሎ። ንስልጣን ዝምልከት ድማ ኣብ ደውላን ኣብ ደውላ ኣልቦን ሕብረተሰባት ጉዳይ ስልጣን በየናይ ዓይኒ ብኸመይ ይርአ ዝብሃል ሕቶ የበግስ።

Read more...
 
ሰውራ ዓዲ PDF Print E-mail
Written by ECP   
Monday, 16 November 2009 23:08

እዚ ጽሑፍ ብዕለት 2006-10-23 ብሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ተሓቲሙ ነበረ፡ ሕጂ ድማ ኣብዚ ዘሎናዮ መድርኽ እዋንነት ትሕዝትኡ ኣብ ግምት ብምእታው ናብ ህዝብና የበርክት ኣሎ።

Read more...
 
Democracy Club PDF Print E-mail
Written by ECP   
Thursday, 12 November 2009 01:00
democracy1. The right to vote is what transforms an individual into a citizen; by the same token the right to vote is what transforms a people into a civic nation. A civic nation that exercises its right to vote at all levels is an empowered nation. Democratic systems are founded on the right to vote: only then can it be said that political power springs from the people, exercised by them for the general good. It follows from this that people who exercise the right to cast their votes are the true authors of democracy and nationalism; the ‘masses’ who have been deprived of this right tend to be manipulated by dictators.
Read more...
 
The Eritrean People Demand Negotiations Now PDF Print E-mail
Written by ECP   
Sunday, 01 November 2009 01:34

ብዕለት 2007/04/27 ኣብ ዝነበረ ጽንኩር ኩነታት ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ውግእ ከይውላዕ ይስጋእ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ኣውራኳ ውጥረት ሶማል ዓለምለኻዊ ስግኣታት ፈጢሩ ስለዝነበረ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ እዚ ዘንጸላሉ ዝነበረ ኲናት ንኸይባራዕ እዚ ሰነድ ነዚ ንምግታእ ብመርበብ ሓበሬታ ተዘርገሐ። ኣብዚ መድረኽ’ዚ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ኣደልዲሉ ንህዝባዊ ዲፕሎማሲ መስመር ንኸማዕብል ብዕቱብ ይሰርሓሉ ኣብ ዘሎ እዋን፡ ነዚ ዕላማታት ዘብርሁ ጽሑፋት ብቐጻሊ ነውጽእ ኣሎና።

Read more...
 
ፖለቲካዊ ሰልፍታት (Political Parties) PDF Print E-mail
Written by ECP   
Monday, 28 September 2009 22:09

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ መትከላትን ዕላማታትን ፍልስፍና ስትራተጂ ዓዲ ኣብ ህዝቢ ንምስራጽ፡ ምምስራት ዲሞክራሲ ክላብ ብዕለት 2009-03-11 ከምዝተመስረተ ብመንገዲ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ንህዝቢ ከም ዘበሰረ ይዝከር። ንምትካልን ምስፋሕን ዲሞክራሲ ክላብ ኣብ ኩለን ኤርትራውያን ዝቕመጥወን ሃገራት ሓጋዚ ንምዃን ድማ ከም መጀመሪ ሰለስተ ጽሑፋት ብመርበብ ሓበሬታ ክዝርጋሕ እዩ። ቀዳማይ ክፋል እምብኣር ኣቃውማን ኣማዓባብላን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዝገልጽ ጽሑፍ ይቐርብ ኣሎ።

Read more...
 


Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.