Home Party Documents
Party Documents
ብዛዕባ ቅዋማውን ደሞክራስያውን መንግሰቲ PDF Print E-mail
Written by Herui T. Bairu   
Monday, 02 April 2012 14:22

እዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ጽሑፍ ካብቶም ኣብ መፈለምታ ክልተ ሽሕ ንደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ዝወንጨፉ ጽሑፋት እዩ። ኣብ ዝመጽኡ ሳምንትታት ንደሞክራስያዊ ድንፋዔ ዘበገሱ ጽሑፋት ኣብ ኢንተርነት ክወጽኡ ንዕድም። እቲ ብናህሪ ተበጊሱ ሓዲስ ፖለቲካዊ ቋንቋ ዝተኣታተወን ንቋንቋ ትግርንያ ዝሀደስን ምንቅስቓስ ስለ ምንታይ ተዓንቂፉ ንዝብል ሕቶ ብሓባር ምድህሳስ ከድልየና እዩ።

Read more...
 
ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ፡ ፕሮግራማዊ ገለጻ፡ (ካልኣይ ክፋል) PDF Print E-mail
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Monday, 20 February 2012 15:59

ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ፡ ፕሮግራማዊ ገለጻ፡ (ካልኣይ ክፋል)

ስቶክሆልም 2000-08-25

መቕድም


ኣብቲ እዋን ካብ ተዋሳእቲ ጸረ-ዲክታተራዊ ቃልሲ ሓድሓደ ሕቶታት ብዛዕባ "ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ዝኣርእስቱ ጽሑፈይ ወሪዱ ነበረ። ነቶም ዝቐረቡለይ ሕቶታት (ድሕሪ ምስጋና) ከም መበገሲ ወሲደ ካብ ክሊ ሃገራውን ደሞክራስያውን ልዝብ ከይወጻእኩ ማእከላውያን ዛዕባታት ከልዕል መረጽኩ። ዘልዓልኩዎም ዛዕባታት እዞም ኣብ ታሕቲ ዘርዚሮም ዘለዉ

እዮም፥

Read more...
 
ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by Editorial Board   
Thursday, 09 February 2012 18:08

2010-06-14

Stockholm

ፕሮግራማዊ ገለጻ

ብሕሩይ ተድላ ባይሩ

20 ነሓሰ 2000 ዓ.ም.

ስቶክሆልም

መእተዊ

እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ትሕቲ

(Democracy in Eritrea: Programmatic Proposals) ዝብል ኣርእስቲ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ብቛንቛ እንግሊዝንያ ኣብ ኢንተርነት ተሓቲሙ ነበረ። ከምኡ እውን እቲ ካልኣይ ክፋል (Further Elaboration) ብዝብል ኣርእስቲ ተሓቲሙ ነበረ። ብቛንቛ ትግርንያ ግን ብምልክዕ ጥራዝ (ብ7 ጥቅምቲ 2000) ተሓቲሞም ተዘርገሑ ደኣ እምበር ኣብ ኢንተርነት ክሳብ ሕጂ ኣይሰፈሩን ነበሩ።

Read more...
 
ሌላ ምስ ሰነዳት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by Editorial Board   
Monday, 06 February 2012 15:44

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ጽሑፋቱ ብቐጻሊ ኣብ ፍሉይ ኣርእስትታት ጠርኒፉ ንህዝቢ ብሓፈሻ ንመንእሰያት ድማ ብፍላይ ከላሊ እዩ።

 

ጽሑፋትና ድማ ብኸምዚ ዝስዕቡ ኣገባብ ክቐርቡ እዮም፡

-         ቀዳማይ ምዕራፍ ብጉዳይ ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

-         ካልኣይ ምዕራፍ ብዛዕባ ሰላምን ዲፕሎማስን peoples to peoples diplamacy

-         ሳልሳይ ምዕራፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ሃገራዊ ጉባኤ

-         ራብዓይ ምዕራፍ ብዛዕባ ምሕዝነት (Eritnrean National Alliance)

-         ሓምሳይ ምዕራፍ ዝምድና ምስ ኪዳን

 

ዝተረፈ ድማ ኣብ ጉዕዞ ዝርአ ጉዳይ ክኸውን እዩ። ቀንዲ ናይዚ መደብና ድማ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዚ ዝሓለፈ 11 ዓመታት ዝትሓልፉ ተመኩሮታትን ዝትኣከበ ፍልጠትን ንስለ ክምሃርሉ እዩ።

 
A Covenant of Eritrean Nationalities PDF Print E-mail
Written by ECP   
Thursday, 01 July 2010 15:37

2010-06-30

A Covenant of Eritrean Nationalities

Introduction

In my name and on behalf of the Eritrean Congress Party, I apologize for the humiliation and oppression that has been meted out on the nationalities of Eritrea; our anger is directed, however, against the savagery that was inflicted upon the Kunama, and Nara peoples.

Read more...
 
ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by ብሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Monday, 14 June 2010 14:15

2010-06-13

 

 

  ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ

ፕሮግራማዊ ገለጻ

 ብሕሩይ ተድላ ባይሩ

Read more...
 
DEMOCRACY IN ERITREA PDF Print E-mail
Written by Herui T. Bairu   
Sunday, 16 May 2010 13:41

A decade ago I posted to Awate an essay in two parts that all agree inaugurated the democratic movement against the dictatorship. This essay was a culmination of letters and articles that campaigned for elections. Isaias’ regime responded by announcing: Election 2001. This is the first part; the second part shall follow soon.

2010-05-15 

DEMOCRACY IN ERITREA:
A PROGRAMMATIC PROPOSAL
by Herui T. Bairu

Read more...
 
ተልእኮና PDF Print E-mail
Written by ECP   
Friday, 30 April 2010 23:10

2010-04-30

 

ተልእኮና

 

 

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ንመትከላት ስትራተጂ ዓዲ ኣብ ግብሪ ንምትርጓም ዝቃለስ ፖለቲካዊ ሰረገላ እዩ፣

 

ዓንድታት ስትራተጂ ዓዲ ሀ) መሬት ዓዲ ለ) ሕገንዳባ ሐ) ባይቶ መ) ዜጋ እዮም

Read more...
 
Some Thoughts Regarding the Projected National Conference PDF Print E-mail
Written by Herui T. Bairu   
Tuesday, 30 March 2010 09:56

2010-03-27

 

Some Thoughts Regarding the Projected National Conference

 

 

 

1. Introduction

 

Throughout the history of our revolution, whenever a crisis that threatened the struggle for liberation broke out, the Eritrean people unfurled the flag of national congress or conference. The present demand for a national conference is in step with established tradition. The national devastation caused by internal dictatorship and external wars ushered the slogans of reconciliation and national salvation to the forefront: these two popular

Read more...
 
ኤርትራዊ ቃል ኪዳን (covenant) PDF Print E-mail
Written by ECP   
Tuesday, 30 March 2010 09:52

ቅድሚ ሕጂ ኣብ ናይ ኪዳን ወርከሾፕ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ርእይቶኡ ኣቕሪቡ ነበረ፡ ንሱ ድማ ቅድሚ ኣብ ቻርተራትን ቅዋማትን ፕሮግራማትን ምእታውና ኣብ ቃል ኪዳናዊ ኣተሓሳስባ (covenant) እንተኣቶና ዶ ኣይሓይሽን ዝብል እዩ ዝነበረ። መሰረት ኣበሃህላና ሰለስተ ተመኩሮታት ህዝቢ ኤርትራ ተጠቒሱ እቲ ቀዳማይ ተመኩሮ ፈደረሽን ኮይኑ እቶም ህዝቢ ኤርትራ ዝተሰማማዓሎም ትካላት/ኣቕዋማት ድማ እዞም ዝስዕቡ ተጠቕሱ፦

Read more...
 
The Eritrean Covenant PDF Print E-mail
Written by ECP   
Thursday, 18 March 2010 20:54

Part One

Adopted by the Co-operative Party in 2001-02-24, and, subsequently, adopted by the Eritrean Congress Party

An Ideological Overview

1. ‘Sovietism’

At the height of the Industrial Revolution and the age of imperialism, society was ranged along the Labor and Capital class divide. Leninists as well as social democrats agreed on the observation that the bourgeoisie dominated the state.

Read more...
 
ንጽገት ጠለብ ኣባልነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብኪዳን PDF Print E-mail
Written by ECP   
Wednesday, 02 September 2009 22:59

 

(ካልኣይ ክፋል)

ብ 2008 ማእከላዊ መሪሕነት ኪዳን ንኣባልነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብዝምልከት “ጉባኤ ምስ ተሰላስሉ ኣባልነት ሰልፍኹም ክረጋገጽ እዩ” ዝብል ውሳነ ከም ዘሕለፈ ዝዝከር እዩ።

እዚ ውሳነ ብድምጺ ልዕሊ ¾ ኣባላት ማእከላዊ መሪሕነት ስለ ዝጸደቐ ክልዓል ዝግብኦ ሕጋዊ ሕቶ ፥ “ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ጉባኤኡ ኣማሊኡ’ዶ ኣየማልአን” ጥራይ እምበር ክልኦት

ዘይሕጋውያን ሕቶታት ክለዓሉ ኣይምተገብአን።

Read more...
 
ሰነዳት ሰልፊ ኤርትራ ኣብ ዓውደ መጽናዕቲ ኪዳን PDF Print E-mail
Written by ECP   
Friday, 14 August 2009 23:40

(ቀዳማይ ክፋል)

ኣብዚ ቐረባ እዋን ብኣሳናዳኢ ሽማግለ ዝተጸውዐ ዓውደ-መጽናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝተኻየደ ዝዝከር እዩ። ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ኣብዚ ዓውደ-መጽናዕቲ ተሳቲፉ ነበረ። ኣብኡ ዘተኰርናሉ ነጥቢ ኣቃውማ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ነበረ፣ ንሱ ድማ ኣባላት ኣሰናዳኢ ሽማግለ ካብ ኩሎም ህዋሳት (ማለት ካብ ስደንያታትን ካብ ሃገራት ድያስፖራን ካብ ኪዳን ወጻኢ ዝዀኑ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምሁራትን ወዘተ) ክቐውም ዝብል ነበረ። ብሰልፍና ዝቐረቡ መጽናዕትታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1) 'መበገሲ ሓሳባት ነቲ ዝሕለን ዘሎ ሃገራዊ ዋዕላን' 2) 'መትከላትን ቻርተርን ነበሩ'።

Read more...
 
«StartPrev123NextEnd»

Page 1 of 3
Copyright © 2013 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.