Home
Welcome to the website of Eritrean Congress Party Strategi Adi
Situation in Eritrea: extracts from the debate PDF Print E-mail
Written by European Parliament   
Sunday, 13 March 2016 15:08

Click on the link to follow extracts of the debate of European Parliament on the situation in Eritrea.

http://audiovisual.europarl.europa.eu/Assetdetail.aspx?ref=I117538

 

 

 
Issues for discourse PDF Print E-mail
Written by Herui Tedla Bairu   
Tuesday, 08 March 2016 19:57

Introduction

This essay was written in 2010-06-30. I hope that the Eritrean educated stratum develops further the issues taken up.

>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>

1. Economic Empowerment

 

Land Ownership

a) The ECP holds that land does not belong to the government, similarly,

b) Land does not belong to the provinces

c) Land belongs to the Adis (the historically constituted communes of Eritrea)

Consequently:

· All the lands expropriated from the Adis shall be returned to their rightful owners.

· The ECP rejects the notion that expropriated land should be compensated by the expropriators, whether the expropriating agency is the state or the individual. Compensation by expropriating agencies signifies the legitimization of expropriated lands

· Adi land shall be distributed among its inhabitants because property right is an important aspect of democracy: it represents the principle of equality

Read more...
 
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Saturday, 05 March 2016 12:52

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣብቲ ዝተኻየደ ናይ 30 ዓመታት ውግእ ማዕረ ኣሕዋተንን ኣቦታተንን ተሰሪዐን ሳላ ረዚን መስዋእቲ ዝኸፈላ ሃገርና ነጻ ክትወጽእ በቕዐት። ብጀካ እዚ እውን ኣብ ከርሲ ጸላኢ ኮይነን ቃልሰን ኣብ ዘካይዳሉ ዝነበራ እውን ኣማኢት ክስውኣ እንከለዋ ካልኦት ኣሽሓት ድማ ኣብ ማእሰርቲ ቤታት ብዝወርደን ዝነበረ ግፍዒ ንዝተፈላለየ ስንክልና ካብኡ ሓሊፈን እውን ንመስዋእቲ ብጺሐን እየን። እዚ ኩሉ ነቲ ሃረር ኢልና ዝስኣናዮ ሓርነታ ዝለበሰት ነጻ ሃገር ንምውናን ዝተኸፍለ ረዚን መስዋእቲ ብምንባሩ ኣብ ታሪኽና ክንዝክሮን ብግቡእ ክንስንዶን ይግብኣና። ስርዓት ህግደፍ ሕድሪ ጠሊሙ ንሃገርና ኣብ ድቕድቕ ጸልማት ክሸማ እንከሎ ድማ እተን ናይ መጀመርያ ግዳያት እተን ትማሊ ታሪኽ ዝሰርሓ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ እየን ዝነበራ። ድሕሪ ናጽነት ኣብ ክንዲ ኣብ ሃገረን ቀሲነን ዝነበራ ከም ብሓድሽ ነብሰንን ስድራቤተንን ንኽናብያ ናብ ስደት ኣምርሓ። እቲ ሃገርና ሓርነታ ለቢሳ ህዝብና ድማ ብቅዋማዊ ምሕደራ መሰላቱ ተኸቢሩሉ ንኽነብር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ሕጂ’ውን ብዘይ ተሳትፎ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ክዕወት ኣይክእልን እዩ። እምበኣር 8 መጋቢት ኣብ ነብዕለሉ መዓልቲ ንዝሓለፈ ታሪኽ ኤርትራውያን ንምዝካር ጥራይ ዘይኮነ ሕጂ’ውን ኣብ ሃገርና ቅዋማውን ደሞክራስያውን ምሕደራ ኣብ ምትካል ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ መሰላተንን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ንምውሓስ ሰረት እተንጽፍ መዓልቲ ክትከውን ይግባእ።

ዝኽሪ ንኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ!

ብማዕረ ተሳትፎ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ሓርነታ ዝለበሰት ኤርትራ ክንሃንጽ ኢና!

ኤዲቶርያል ቦርድ

 

5-3-2016

 
ህልዊ መድረኽን ግደ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራን PDF Print E-mail
Written by ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ   
Wednesday, 24 February 2016 22:13

መቕድም

ፈጻሚ ኣካል ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብ2016-02-(20-21) ኣብ ስቶኮሆልም ኣኼባ ኣካየደ። ዕላማ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ጉድለታት ሰልፍናን መንፋዓት ካልኦት ውድባትን ብምግምጋም፡ ንኣወዳድባ ሰልፍና ምምሕያስን ንጥቕምታት ህዝብና ብዝዓዘዘ መንገዲ ምቅላስን ኣብ ህዝብና ዝተመርኰሰ ግምጃ ምምስራትን እዩ። ነዞም ዝተጠቕሱ ሸቶታት ብምምዕባል ሰልፍና ንቓልሲ ደሞክራሲ ከጠናኽር ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብዚ ጽሑፍ መትከላት ሰልፊ ጉባኤን ፖለቲካዊ መስመሩን፡ ብተወሳኺ ድማ መድረኻዊ ውሳኔታቱን ተመዝጊቦም ኣለዉ።

 

ኣብ ዝሓለፉ መድረኻት መራሕቲ ሰልፍና ንተጻባኢ ወፈራ ስርዓት ኣስመራን ተጻረርቲ ውድባትን ብጽሞናን ትብዓትን ተኸላኺሎም ኣብዚ በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ስለ ዘሰጋገርዎ ታሪኻዊ ግደ ተጻዊቶም ክብሃል ይከኣል። ሰልፍና ክምስረት ከሎ ስሙ፡ሰልፊ ተራድኦ ኤርትራነበረ። 2006/7 ዝተንጸበሩና ውድባት ምሳና ስለ ዘይተቓደዉ ስም ሰልፍናሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ስትራትጊ ዓዲተባሂሉ ተሰምየ።

Read more...
 
Eritrea ruled by fear, not law, UN says PDF Print E-mail
Written by BBC   
Wednesday, 24 February 2016 22:07

Migrants from Sub-Saharian areas receive bottles of water on a rescue boat of Italy"s Navy ship San Giorgio after being rescued in open international waters in the Mediterranean Sea between the Italian and the Libyan coasts May 14, 2014.

 

Eritrea's government may have committed crimes against humanity, including a shoot-to-kill policy on its borders, a UN investigation says.

"It is not law that rules Eritreans - but fear," says the report, which details extrajudicial killings, sexual slavery and enforced labour.

The situation has prompted hundreds of thousands of people to flee the country, says the report.

Read more...
 
The U.S. Commission on International Religious Freedom has urged the authoritarian government of Eritrea to release Patriarch Abune Antonio PDF Print E-mail
Written by Christian Post   
Tuesday, 16 February 2016 18:32

The U.S. Commission on International Religious Freedom has urged the authoritarian government of Eritrea to release Patriarch Abune Antonio, who was illegally removed as head of the Eritrean Orthodox Church and remains in detention for 10 years.

Read more...
 
ሕማቕ ተረኺቡ፣ ማሕሙድ እስማዒል ከኣ ዓዲ ኣርሓቐ PDF Print E-mail
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Monday, 15 February 2016 09:54

ንስድራ ስውእ ማሕሙድ እስማዒል ጽንዓት ይሃብ፣ ነቶም ነእሽቱ ድማ ዕድሜኦም የንውሕ! ስዉእ ማሕሙድ ገና ሰዊተ-ዕድመ ከሎ፡ ንኹሎም ፈተውቲ ሃገር ዘበሉ፡ ካብ ሰንዓፈ ክሳብ ኣስመራ፡ ኣብ ሓረካ ዘይወደቦም መንእሰያት ኣዝዮም ውሑዳት ነበሩ። ኣብ ተ.ሓ.ኤ. ምስ ተሰልፈ ድማ እቶም ዝወደቦም ካብቶም ቀዳሞት ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተሳተፉ ነበሩ። ምስ ስዉእ ማሕሙድ ንመጀመርያ ተራኸብናሉ ኣብ ግዜ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ቀዳማይ ሃገራዊ ጉባኤ፡ ብ1970 ነበረ። ኣካያዲ ቤት ጽሕፈት ባግዳድ ስለ ዝነበረ፡ ንተሳተፍቲ ዝውሃብ ቲከታት ብቤት ጽሕፈቱ ይሳለጥ ነበረ። ገባኤ ምስ ተዛዘመ፡ ናይ ደስደስ ሽጉጡ ደኣ ሰለመኒ። ኣነ ኸኣ ብግደይ ንስዉእ ፍጹም ሃብኩ። በቲ ብንፋስ ዝሽንጐግ ሰረገላኻ ኣብ ኣፈደገ ገነት ምስ ኣብጽሓካ መዓጹ ተረሕዮም ጸንሑኻ፡ እቶም ለይለይ ዝብሉ፡ <እስኻ ጽናሕ ኣነየ ዝስዋእ> ኢሎም ዝጨደሩ ድማ ተቐበሉኻ፣ ዝተረፈካ የልብልካን። መስራቲ ሰውራ ዘበለ፡ ከምኡ እውን ገዲም ተጋዳላይ፡ ሳእንኻ ንገፍ፣ መገዲ ኣጸብቕ!

ሕሩይ ተድላ ባይሩ

ምስ ኩሎም ብጾቱ
 
To his Excellency the President of the Republic of the Sudan PDF Print E-mail
Written by Herui Tedla Bairu   
Monday, 08 February 2016 21:29

2016-02-09

Mr. President,

This note is an appeal to your generosity and humanity! Serious moments, such as the incarceration of one of the heroes of the Eritrean Revolution, as a common criminal, leads to dismay. Who does not know that Eritreans and their Revolution have been embraced by the Sudanese people for thirty years, whatever the political color of Sudanese governments? One of the great links of the Sudan and Eritrea is the Beni Amir people, respected on both sides of the border. As it is appreciated by your Excellency, this linkage contributes to the national security of the Sudan. We feel confident that the Eritrean people shall replace the regime soon, in which case, we regard Sheik Hussein Khalifa as a future occupant of a position that will deepen the historical friendship between Eritrea and brotherly Sudan.

Mr. President,

I appeal for the immediate release of Sheik Hussein, the Chairman of the Eritrean Liberation Front, and Eritrean Democratic Alliance.

Herui Tedla Bairu,

Chairman of the Eritrean Congress Party
 
ሰውራ ዓዲ PDF Print E-mail
Written by ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጊ ዓዲ)   
Sunday, 31 January 2016 01:43

መእተዊ

እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ብ 2006-10-23 ኣብ

ኤርትራውያን ዌብሳይቲ ዝተመዝገበ እዩ። ትሕዝትኡ ክሳብ ሕጂ እዋናዊ እዩ፣ በዘይካ ጭርሖታት <ቃልሲ ብሰላማዊ ኣገባብ>ን <ቃልሲ ብኩሉ ኣገባብን>። ብድሕሪ ሕጂ ዝጽወዑ ሰሚናራትን ኣኼባታትን ጉባኤታትን፡ ነዞም ክልተ ፖሊሲታት፡ ነቶም ንመርጾም መራሕቲ ኣካላት፡ ኣእዳዎም ከይኣሰርና፡ ንግደፎም። መራሕትና ከም ኣድላይነቱ፡ ነዞም ክልተ ፖሊሲታት ክትግብሩ ነጻነት እንተ ሃብናዮም እዩ ዘዋጽእ። ቀንዲ ሓይሊ ዝዀነ ቃልሲ ኣብ ዓንዲ ሕቘ መንእሰይን ደቀኣንስትዮን ስለ ዝጻዓን፡ ንመንእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ብበርጌሳዊ ኣገባብ ምውዳብ ንቓስሊ ከም ምሽጣብ እዩ ዝቚጸር። ጭርሖና <መንእሰይን ደቀንስትዮን ቀንዲ ፖለቲካዊ ሓይልና እዮም> !!!

Read more...
 
መልቀስ PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Thursday, 21 January 2016 08:42
ወየ!!!!!ወየ!!!!ወየ!!!!!
ጃኪ!! እልካ ዝጽዋዕ ኣብ ጅዳ
ያዓቆብ ዮሃንስ መንበሪኡ ጅዳ
ተቐባል ኣጋይሽ ንዑምራ፡ኮነ! ሕጃ
ኣዳራሹ ገዚፍ ብዓል ድርብ መጋርጃ
ብንእሱ ዝለበመ ኣብ ኩሉ ወረጃ
ዓንዲ ማእከል ኢኻ ብዓል ግምጃ።
Read more...
 
ጣልቃ ምእታው ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ህዝቢ የመንን ጠንቅታቱን PDF Print E-mail
Written by Editorial Board   
Wednesday, 13 January 2016 18:26

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳያት ኣብ ቀረባን ርሑቕን ዝርከባ ሃገራት ኢዱ ከተኣታቱ ጸኒሑን ኣሎን። ሓደ ካብቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ እዚ ስርዓት ክቐርብ ዝጸንሐ ክስታትን ከም ሳዕቤኑ ድማ ንእገዳ ዘቃልዖ ጉዳይ ነቶም ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝኽሰሱን ብኣልሸባብ ዝፍለጡን ኣኽረርቲ ምንቅስቓስ ሶማል ብምሕጋዙ እዩ። እምበኣር ኪኖ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝበና ዘካየዶ ዘሎ ገደብ ኣልቦ ምግሃስ መሰል ደቂ ሰባትን ከምኡ’ውን ኣብ ጉዳይ ካልኦት ጣልቃ ምእታው ኣብ መወዳእትኡ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊኡ እገዳ ተኻየደ።

Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 6 of 39
Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.
 

Our Undertaking

The Eritrean Congress Party Strategy Adi is a political vehicle whose main mission is to translate the principles of the Strategy Adi into an Eritrean reality. The name of our website is: "The Eritrean Congress Party Web Page" (ECPWP). The mission of our website is to spread and deepen the crucial message embodied in the Strategy Adi. The key historical concepts embedded in our Strategy Adi are: a) Adi, b) Highi Indaba, c) Baito, and d) Zega.

read more


GetFirefox

logo-wordmark-vertical_small

If you can't

read Tigrinja

try Firefox