Home
Welcome to the website of Eritrean Congress Party Strategi Adi
ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ ንዕለት 29/10/2015 PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Tuesday, 27 October 2015 17:49

ሓንቲ ኣደ ውላዳ ኣምሪሩ ምስ ዝበኪ መጀመርያ እቲ ተስተብህለሉ ውላዳ ኣምሪሩ ይበኪ ምህላዉ እዩ። ስለዚ ብመጀመርያ እታ ለዋህ ኣደ ነቲ ኣመሪሩ ዝበኪ ዘሎ ውላዳ ኣብ ሕቕፍኣ ጌራ ክትእብዶ ትፍትን፡ ብእኡ ከይዓገበት ድማ ጠንቂ መብከይኡ ክትምርምርን ዘላቒ ፍታሕ ክትረኽበሉን ከኣ ትፍትን።

Read more...
 
ሓወይ ቀዚፎሞ!!! PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረ ትንሳኤ   
Tuesday, 20 October 2015 23:21
ሰብ ግዚ ኮይኖም ሓወይ ቀዚፎሞ!
ዘኽታም ኮይኑ! ንበይኑ ሪኦሞ!
ኣበይ ሓቲቶሞ? ከንቱ ኣጥፊኦሞ?
ዓረብ ከም ዘይኮነ! ከመይ ረሲዖሞ!።
Read more...
 
10 Eritrean Football Players Request Asylum in Botswana PDF Print E-mail
Written by The Voice of Botswana   
Wednesday, 14 October 2015 16:55

By The Voice of Botswana,

News coming in from Francistown is that only 14 Eritrean players will be taking their flight home from Gaborone this evening while the other ten have refused and opted to remain in the custody of Kutlwano Police in Francistown.

The visiting national team which was supposed to have jetted out from Francistown International Airport early this morning, only left by bus with 14 players and officials under heavy police escort to Gaborone, after missing their flight.

Read more...
 
ክምብልሲ ኢሉ ኣሎ፡ ከይኲዖ ደኣ ንጠንቀቕ እምበር PDF Print E-mail
Written by ኣኼባ ተበግሶ ስቶኮሆልም   
Friday, 25 September 2015 10:19

2015-09-23

መእትዊ

2013-08-31፡ ቅድመ ክልተ ዓመታት፡ ብዓዳሚነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ስቶክሆልም ኣኼባ ኣካይዶም ነበሩ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተላዕሉ ኣርእስትታት ሕጂ እውን እንተዀነ እዋናውያን ስለዝዀኑ ዳግም ምዝርግሖም ኣድላዪ ኰይኑ ተረኺቡ ኣሎ።

ዝተላዕሉ ዛዕባታት ከምዚ ዝስዕቡ ነበሩ፥

· ነቲ ኣብ መንጎ ናስራውያንን ኣሕዋት ኣስላምን ዘሎ ምትፍንናን ኣብዚ ዘሎናዮ ግዜ ናስራውያን ላዕላዋይ ግደ ጸቢጦም ከም ዘለዉ። ኣብ መንጎ ሃያላን ዘሎ ቀጻሊ ምምንጣል ንዞባ ባሕሪ ኤርትራ ናብ ትኩስ ጐደና ማይ ኣንዳ ቀየሮ ይኸይድ ከም ዘሎ።

Read more...
 
Eritrea: Ex-Official Says Forced Labour Built Canada Mine in Eritrea Test Case PDF Print E-mail
Written by Reporting By Chris Arsenault, Editing by Belinda Goldsmith   
Sunday, 20 September 2015 15:17

Toronto — Hundreds of men drafted into Eritrea's army were used as forced labour to build a Canadian company's copper-gold mine in central Eritrea, according to a former construction official, in a case testing the global responsibility of foreign firms to workers.

Read more...
 
ማሰ!!!! ማሰ!!! ማሰ!!!! ደሚሒት!!!!!!! ሔዚ!!!!! ዲንቒ!!!!!!!!!!!!!!!!! PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረ ትንሳኤ   
Friday, 18 September 2015 13:00
ኣይተ ኢሳያስ ወዳጀ ግርማ!! ወዳጀ ዕጥቂ
ንኩናትዶ!! ይስነቕ በራሚል ኣረቂ
ብዘይ ሕድገትዶ! ይመጽእዩ! ዕርቂ
ሓሶት እንተተደመረ!! ኣይኸውን ሓቂ
ስርዓት ሸፍትነትኩም! ፈኾሰ ካብ ጨርቂ
ስራሕኩም! ኮነ ሓሶት! ምስ ስርቂ
ሃገርና ገበርኩማ፡ ናይ ውላድ ድርቂ።
Read more...
 
ታሪኻዊ ስፖርታዊ ዓወት ብኤርትራውያን መንእሰያት PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Saturday, 29 August 2015 15:53

 

 

እቲ ኣብ ከተማ በይጂንግ ሃገረ ቻይና ክካየድ ዝቐነየ ዓለምለኻዊ ስፖርታዊ ውድድር፡ ወዲ 19 ዓመት ዝኾነ ኤርትራዊ መንእሰይ ግርማይ ገብረስላሴ ብ 2፡12፡27 ውድድር ማራቶን ብምዝዛም ናይ ወርቂ ሜዳልያ ተሸላሚ ክኸውን በቒዑ። ኣብዚ ሓያላት ተወዳደርቲ ዝተኻፍልዎ ናይ ኦሎምፒክ ውድድር ምሽናፉ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ከምዚ ዓይነት ውድድር እቲ ዝንኣሰ መንእሰይ ኮይኑ ብምዕዋቱ ድማ ድርብ ስፖርታዊ ዓወት ክጓነጸፍ በቒዑ ኣሎ።

Read more...
 
Forum for Peoples Diplomacy between Eritrea and Ethiopia (FPD) PDF Print E-mail
Written by Herui T. Bairu   
Tuesday, 18 August 2015 13:48

Forum for Peoples Diplomacy between Eritrea and Ethiopia (FPD)

2015-08-17

Claims

A Civil Organization by the above-named title has been registered in Sweden since 2013. According to international law and praxis, the title and contents of the said organization are protected as the intellectual property of its founders. We encourage individuals as well as civil right agencies to cooperate with us.

<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<<

Introduction

The Eritrean- Ethiopian conflict may be described as a hard line conflict.

Read more...
 
ናብ ክቡራት ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ PDF Print E-mail
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Saturday, 15 August 2015 11:16

ናብ ክቡራት ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ

2015-08-08

ክቡራት ኣሕዋት

መርገጽ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ ተረኺቡ ዘሎ ወጥሪ።

  1. ሰልፍና ካብ ንቡር ፖለቲካዊ መስመሩ ጥራይ ከም ዝብገስ

  2. መርገጻት ፈተውቲ ወድባት ምስ መርገጽና ምስ ዝመሳሰሉ ሓባራዊ መርገጻት ንወስድ፡ ብዝተረፈ ናትና መርገጽ ንወስድ።

  3. <ካብ ኪዳንን ካብ ኪዳን ወጻእን> ዝብል ኣጸዋውዓ ብኮሚሽን ዝተማህዘ እዩ፣ ዕላማኡ ድማ ንሰፊሕ ኣካል ተቓውሞ ናብ ጉባኤ ምስታፍ ነበረ። ጉባኤ ጅምር ምስ በለ ግን ዝተጠቕሰ ኣጸዋውዓ ክተርፍ ተወሲኑ ነበረ።

  4. ኪዳን ሓደ ስሩዕ ጽላላዊ ውድብ እዩ፡ ካብ <ከዳን ውጻኢ ዝዀኑ> ዝብል ጽላላዊ ውድብ ግን ብስሩ የልቦን። ሰለዚ ሰልፍና ምስ ዘየልቦ ውድብ ሓባራዊ መርገጽ ክወስድ ከጸግሞ እዩ።

  5. ኣሳናዳእን ፈጻሚ ኣካልን ዝበሃሉ ኣካላት ዝተዓደሎም ስራሕ ክትግብሩ ምስ ዘይክእሉ ሓላፍነቶም ንባይቶ የረክቡ። ማለት ከምቲ ኣቦ መንበር ሕጋዊ ኣካል መዝነቱ ንባይቶ ዘረከበ፥ ህልዊ ፈጻምን ኣሳንዳእን ኣካላት እውን ሓላፍነቶም ብዝቐልጠፈ ንባይቶ ከረክቡ ንምሕጸን። እንድሕሪ ፈጻምን ኣሳናዳእን ኣካላት ኣብ ምፍንጫል የድህቡ ኣለዉ (ብሕጋውን ፖለቲካውን መርኣያኡ) መሰል ምፍንጫል ባይቶ ከም ዘይብሎም ምግንዛብ የድሊ።

ክምለስ ዝግብኦ ሕቶ፥ <እንታይ ኰይኑ እዩ እዚ ሃገራዊ ባይቶና ንሓሙሽተ ዐመታት ኣብ ዕግርግር እትዩ?>

ምስ ምውቕ ሰላምታ

ኣ/መ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ

ሕሩይ ተድላ ባይሩ
 
ሕልና!!!!!! PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Saturday, 15 August 2015 11:11
ሕልና!!!!!!
“ኣይተዕርብ ሕልና፡…..ብዙሓት ኣለዉ ዉጹዓት ከማኻ” ብመምህር  ኣልኣሚን ዓብዱለጢፍ ካብ ዜማኡ ብ1960ታት።ሕልና ደቂ ሰብ፡ ክበራበር እንከሎ፡ ኣእምሮ ብቕንዕና ይርኢ። ጻዕዳን ጽሊሞን ብዘይ ኣድልዎ ነናቶም ሕብሪ ይህቦም። ኣብ ምድማር ድማ፡ ክልተ እንተ ተደመሮ ክልተ፡ ኣርባዕተ(2+2=4) ምዃኑ ብትብዓት ይምልሽ። ሓጺርን ነዊሕለ ብትኽክል ይፈሊ።
Read more...
 
ኤርትራዊነት? ኤርትራዊት/ኤርትራዊ? PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Saturday, 01 August 2015 14:49

ኤርትራዊነት? ኤርትራዊት/ኤርትራዊ?

ንኹሉ ወዲ ሃገር ሓልፍነት ዝስምዖ፡ ግዱስን፡ ተቖርቛርን ብህዝቡን፡ ብሃገሩን! ንዝተሰዉኡን፡ ኣብ ቤት ማእሰርትን፡ ኣደራዕ ዝዓሰሎ ኣገልግሎትን ዝርከቡ፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ከይደቀሱ ንዝሓድሩን፡ ኩሎም ጽንዓትን፡ ኣስተውዕሎን፡ ንጹርን ዝኾነ ኣተሓሳስባን፡ ሕላናኦም ከየዕረቡ ኣብ ቃልሲ ዝርከቡን፡ ሰላምን ትዕግስትን ምስ ኩሉ ተጻዋርነት፡ ኣብ ክብ ዝበለ ምርድዳእን፡ ምክብባርን ክህሉዉ እናተመነኹ፡ ብዓቕሊ ከተብቡለይ እምሕጸን።

Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 8 of 39
Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.
 

Our Undertaking

The Eritrean Congress Party Strategy Adi is a political vehicle whose main mission is to translate the principles of the Strategy Adi into an Eritrean reality. The name of our website is: "The Eritrean Congress Party Web Page" (ECPWP). The mission of our website is to spread and deepen the crucial message embodied in the Strategy Adi. The key historical concepts embedded in our Strategy Adi are: a) Adi, b) Highi Indaba, c) Baito, and d) Zega.

read more


GetFirefox

logo-wordmark-vertical_small

If you can't

read Tigrinja

try Firefox