Home
Welcome to the website of Eritrean Congress Party Strategi Adi
ዓለም ሰሚዓዶ??????? PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Sunday, 28 June 2015 07:31

ኣውያትናን! መርድእናን ዓለም ሰሚዓዶ?????

ብኽያትናን!! ቃንዛናን!! ሓዘንናን!! ተነጊሩዶ???

ዝሓለፈ ኩሉ!!! ሽግራና!! ኣርዲእኩሞዶ???

Read more...
 
UN Commission of Inquiry Speaks Out PDF Print E-mail
Written by UN Commission   
Saturday, 27 June 2015 07:54

These are the conclusions and recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea. The UN Human Rights Council will draw its conclusions and recommendations based on the 483-page report and the recommendations. Good reading

A. Conclusions

66. The commission finds that systematic, widespread and gross human rights violations have been and are being committed by the Government of Eritrea and that there is no accountability for them. The enjoyment of rights and freedoms are severely curtailed in an overall context of a total lack of rule of law. The commission also finds that the violations in the areas of extrajudicial executions, torture (including sexual torture), national service and forced labour may constitute crimes against humanity. The commission emphasizes that its present findings should not be interpreted as a conclusion that international crimes have not been committed in other areas.

Read more...
 
ተበግሶ ግዱሳት ኤርትራውያን PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Saturday, 20 June 2015 12:48

መእተዊ

እዚ ሰነድ ብዕለት 31-08-2013 ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ተራኺቦም ብጉዳይ ሃገሮም ድሕሪ ምዝታይን ምምርማርን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ- ስትራተጂ ዓዲ ተዘርጊሑ ነበረ። ትሕዝቱኡ ንዘሎናዮ መድረኽ ኣብ ግምት ብምእታው ኣድላይነቱ ኣብ ግምት ብምእታው ድማ እንሆ ንኻልኣይ ግዜ ይወጽእ ኣሎ።

ኣብ ደያስፖራ ዝርከቡ ዜጋታትን ከምኡ እውን ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ካብቶም ንሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ገጢሞሞ ዘለዉ መዋጥራት ከላቕቑ ጻዕርታት የካይዱ ኣለዉ። እዚ ኣብ ስቶኮሆልም ተጸዊዑ ዘሎ ኣኼባ ሓደ ዕላማ ጥራይ እዩ ዘለዎ ንሱድማ መዋጽእ ካብ ወጥሪ ሃገራዊ ባይቶእዩ።

Read more...
 
ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ብደለይቲ ፍትሒ 26 ሰነ 2015 PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Saturday, 20 June 2015 12:46

ኣብዚ እዋን ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምሉእ ዓለም ተቓሊሑ ካብ ኩሎም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ዝኾኑ ሃገራት፣ ኣህጉራውያን ውድባትን ትካላትን፡ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ የብቅዕ ብማለት ስርዓት ህግደፍ ነቲ ክወስዶ ዝጸንሐን ዘሎን ምግሃስ መሰል ደቂ ሰባት ደው ንምባል ኣድላዪ ስጉምትታት ክውሰድ ጠለባቶም የቕርቡ ኣለዉ። ኣቲ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወይዘሮ ሺላ ኪታሩት ከምኡ ድማ ኣብ ባይቶታት ጀርመን፣ ዓዲ እንግሊዝን ካልኦት ሃገራት ነዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግህሰት መሰል ደቂ ሰባት ደው ንምባሉ ዝካየዱ ዘለዉ ጻዕርታት ከም ኣብነት ክጥቀሱ ይክኣል።

Read more...
 
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ዕቕባ ይሓቱ ከም ዝጸንሑ ተፈሊጡ PDF Print E-mail
Written by ማዕከናት ዜና ኖርወይ   
Monday, 15 June 2015 19:40

ህዝቢ ኤርትራ ብምሕደራ ስርዓት ህግደፍ ተበሳቢሱ ዝፈትዋ ሃገሩ ራሕሪሑ ኣብ ፈቐድኡ የመርሕ ኣብ ዘለወሉ እዋን፡ ሽግር ኤርትራውያን ካብተን ኣቓልቦ ብምሃብ ስደተኘታት ኤርትራውያን ካብ ዝቕበላን ዘአንግዳን ዘለዋ ሃገራት ስካንዲናቭያ ሓንቲ ኖርወይ እያ። እንተኾነ ካብቶም ኣደዳ ግፍዕን ሞትን ዝድሓኑን ዑቕባ ዝረኸቡን ኤርትራውያን ዋላ ኣብ ስደት ዝነብርሉ ሸግራቶም ብምልላይ ፍታሕ ንኸየናድዩ ካብኡ ሓሊፎም ድማ ንምዝመዛ ስርዓት ህግደፍ ንክቓልዑን ኩሉ ንጥፈታቶም ንኽከታተሉን ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ ኣብተን ዑቕባ ዝህባ ዘለዋ ሃገራት ዑቕባ ብምሕታት መንበሪ ፍቓድ ድሕሪ ምርካቦም ስለያዊ ስርሓቶም የካይዱ ኣለዉ።

Read more...
 
African Union Must Immediately Respond to Crime Against Humanity in Eritrea PDF Print E-mail
Written by Media Institute of Souther Africa   
Monday, 15 June 2015 18:51

press release

MISA, along with other organisations of the The Southern African Development Community Council of NGOs, is calling on the The African Union to respond to escalating human rights violations in Eritrea as detailed in the just published report of the UN Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea (COI).

PRESS STATEMENT

Read more...
 
ብራዕዲ እትምሓደር ሃገረ - ኤርትራ PDF Print E-mail
Written by ውድብ ሕቡራት ሃገራት   
Friday, 12 June 2015 19:49

ኣብዚ ቅንያት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ብሕጊ ዘይኮነ ብራዕዲ እትምሓደር ሃገር ምዃና ብዝረኸቦ መርትዖታትን ዘቕረቦ ጸብጻባትን ኣፍሊጡ። ህዝቢ ኤርትራ ንኣሰቃቒ ግህሰት መሰል ሰባትን ንባርነታዊ ዕስክርና ዝተቓልዐ ካብ ምዃኖም ሓሊፉ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝሰርድ ዘሎ ግፍዒ እናኸፍአ ምምጽኡ ጸብጻባት ይሕብሩ ኣለዉ።

Read more...
 
Eritrea: New UN Report Details Litany of Human Rights Violations, 'Rule By Fear' in Eritrea PDF Print E-mail
Written by UN News   
Friday, 12 June 2015 19:03

Amid "systematic, widespread and gross human rights violations," the human rights situation in Eritrea has degenerated into a climate of fear in which dissent is stifled and large swathes of the population are subjected to forced labour and imprisonment, a new United Nations report has found.

Read more...
 
ቐሺ ኣብራሃም መርጌታ ትምከሩዶ?????? PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Friday, 05 June 2015 15:21

“ሰይጣን እንተደለኻ? ኣብ ቆብዕ ፈላሲ ድለዮ!!!!”

“ኹሉ እሾኽ ይወጽእ!!እሾኽ ወይባ ነይወጽእ!!!!!!”

ቃል ኣባ ቱኳቦ

Read more...
 
“ፍሉያት ኢና” PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Monday, 01 June 2015 20:45

“ንሕና ኤርትራውያን ፍሉያት ኢና”

ቃል ዕሉል ሽፍታ ፕረሲደንት ናይ ኤርትራ

ሓቂ ዳኣ??????????

Read more...
 
በዓል ናጽነት ንዘክሮ ግንከ ብኸመይ ኣገባብ፧ PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Sunday, 24 May 2015 23:07

ሃገርና ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ትግዝኣሉ ዝነበረት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሰፍ ዘይብሉ በደላት በጺሖም እዮም። ንኣብነት መንግስቲ ጥልያን ንኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሊብያ ብምውሳድ መዝሓል ዓረር ኮይኖም ንኽሓልፉ ፈሪድዎም ነበረ፡ ነቶም ለውጢ ንምምጻጽ ዝተቓለሱ ሓርበኛታት ድማ ኣደዳ ስደት፣ ማእሰርቲ ናኹራ ከምኡ ድማ ሞት ጌርዎም እዩ።

Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 9 of 39
Copyright © 2017 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.
 

Our Undertaking

The Eritrean Congress Party Strategy Adi is a political vehicle whose main mission is to translate the principles of the Strategy Adi into an Eritrean reality. The name of our website is: "The Eritrean Congress Party Web Page" (ECPWP). The mission of our website is to spread and deepen the crucial message embodied in the Strategy Adi. The key historical concepts embedded in our Strategy Adi are: a) Adi, b) Highi Indaba, c) Baito, and d) Zega.

read more


GetFirefox

logo-wordmark-vertical_small

If you can't

read Tigrinja

try Firefox