Egypt’s escalating anti-GERD strategy: A looming regional conflict?

By Duop Chak Wuol Egypt’s stance against Ethiopia’s  Grand Ethiopian Renaissance Dam (GERD) has escalated, raising the possibility of military conflict between Cairo and Addis Ababa. Egypt has openly aligned itself with Somalia and covertly with Eritrea in opposition to Ethiopia. The GERD is crucial to Ethiopia, which contributes at least 85% of the Nile’s waters. This…

ሓደ ካብቶም ህቡባት ስነጥበባውያን ሃገርና ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ህቡብ ስነ ጥበባዊ ዑስማን ዓብደልረሒም ብዕለት 7 መስከረም 2024 ብሞት ካብዛ ዓለም ተፈልዩ። ዑስማን ዓብደልረሒም ብ1948 ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ተወሊዱ ኣብ ብርክት ዝበላ ባንድ ብምስታፍ ብዙሓት ዜማታት ዘፍረየ ስነጥበባዊ እዩ ዝነበረ። ዑስማን ካብ ዘቕረቦም ዜማታት ንፍቕሪ፣ ንጽባቐ ሃገርና ከምኡ ድማ ንህዝቢ ዝጉስጕሱን ተስፋ ዝህቡን ዜማታት ብምፍራይ ኣብ ታሪኽ ስነጥበብ ሃገርና ዓቢ ኣስተዋጽኦ ብምግባሩ ኣብ ታሪኽ…

ሓደ ካብቶም ንፍትሒ ብትብ ዓትን ብዘይምሕላልን ዝተቃለሰ ኤርትራዊ ዜጋ ዓሪፉ

ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ ዝነበረ ብርሃነ ኣብርሀ ካብ መስከረም 2018 ኣትሒዙ ብሓልይታት ጸጥታ ኤርትራ ተታሒዙ ድሕሪ ምጽንሑ መእሰሪኡ ከይተገልጸን ጉዳዩ ብቤት ፍርዲ ከይተራእየን ከም ብዙሓት ዜጋታትና ካብዛ ዓለም ተፈልዩ። እቲ ንምሕደራ ስርዓት ኢሳያስ ብትብዓት ብምንቃፍ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ኤርትራ ጎዲሉ ዝበሎን ክእረሙ ዝግብኦም ኣገሰድስቲ ጉዳያት ብምግላጽን ከልተ ንወለዶታት ኤርትራ ቅርሲ ዝኾነ መጽሓፍቲ ድሮ ኣሕቲሙ ዘበርከተን ዜጋ…

UN Rights Experts: Eritrea Maintains Iron Grip Through Repression, Systematic Impunity

February 29, 2024 GENEVA —  Human rights experts warn Eritrea maintains an iron grip on its people through repression and widespread, systematic impunity for grave human rights violations. At the U.N. Human Rights Council Wednesday, the experts presented what they call “credible reports” of grave human rights violations by the Eritrean ruling elite. “The state…

ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ንፈስቲቫል ኤርትራ ክትህቦ ዝጸንሐት ደገፍ ስሒባ

ባህላዊ ፈስቲቫል ኤርትራ ስካንዲናቭያ ካብ 1990ታት ኣትሒዙ ኣብ ያርቫ ፈልተት ዝብሃል ናይ ሕርሻ ቦታ ክካየድ ዝጸንሐ ኮይኑ፡ ኣብዚ ፈስቲቫል ንስርዓት መንግስት ኤርትራ ዝድግፉ ብምዕዳም ድማ ክንቀፍ ጸኒሑ እዩ። ክሳብ ዝሓለፈ ዓመት ምምሕዳር ከተማ ስቶክሆልም ነዞም ኣዳለውቲ ፈስቲቫል ናይ መብራህትን ማይን ኣገልግሎት ክጥቀሙ ኣፍቂድሎም ከም ዝጸንሐ ድማ ይፍለጥ። ኣብዚ ዓመት እዚ ግን ኣካየድቲ ያርቫ ፎልክ ንበዓል…