ጎረቤት ሃገር ኢትዮጵያ ንሕድሕድ ኲናት ትቃላዕ

ሰልፍና ከምቲ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ክሕብሮ ዝጸንሐ፡ ናይ ዝኾነ ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሃገርና ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ዘይሕጋውን ዘይቅቡልን ምዃኑ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ጉዳይ ጎረባብቲ ዝካየድ ኢድ ኣእታውነት እንተኾነ እውን ዘይሕጋውን ዘይቅቡልን ምዃኑ ከነስምረሉ ጸኒሕና ኢና። እቲ ኣብ መንጎ ክልተ ሃገራት ዚካየድ ርክባት እንተኾነ እውን ዓለምለኻውን ኣህጉራውን ሕጋጋት ብምኽባር ከምኡ ድማ ክልተ መንግስታትን ባይቶታት ሃገራቶምን…

ኤርትራ ናይ ፖለቲካ እሱራት ክትፈትሕን ግፋ መንእሰያት ደው ከተብልን ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

written by BBCኤርትራ፡ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ኣየርኣየትን ክብል፡ ቤት ምኽሪ ሰባዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። ፍልይቲ ተኸታታሊት ናይቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉዳያት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ፡ ዳኒኤላ ክራቨዝ ኣብ ዘቕረበቶ ዓመታዊ ጸብጻብ፡ በቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ “ሰፊሕ ምግሃስ ሰባዊ መሰላት፡ ብፍላይ ድማ ፖለቲካዊ መሰላት ኤርትራውያን ዓቢ ሻቕሎት” ከም ዘለዋ ተዛሪባ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡…

ጋዜጣዊ መግለጺ

ምልካዊ መራሒ ስርዓት ህግደፍ ንጉዳይ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ” ጉዳይ ኢትዮጵያ ይምልከተና እዩ፡ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ድማ ኢድና ኣጣሚርና ኣይክንርእን ኢና” ብማለት ጣልቃ ናይ ምእታው ባህግታቱ ብጋህዲ ገሊጹልና እዩ። ኣብ ጉዳይ ካልኦት ሃገራት ኢድካ ምእታው ማለት ከኣ ዘይተደልየ ኣዕናዊ ተርእዮታት ከኸትል ከም ዝኸል መግለጺ ዘየድልዮ ሓቂ ምዃኑ ማንም ሰብ ዘይስሕቶ ጉዳይ እዩ።…

IMF dissects Eritrea’s economy: The successes, challenges, prospects

Written by africanewsThe International Monetary Fund, IMF, earlier this week gave its assessment of the economic situation of Eritrea after its Executive Board concluded consultations with the government. The June 22 press release titled “IMF Executive Board Concludes 2019 Article IV Consultation with the State of Eritrea” addressed the headwinds the country faced in the past two decades and…