ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ መንግስቲ ኤርትራ ዝትኣስሩ ብዝቐልጠፈ ክፈትሕን ናብ ናጻ ፍርዲ ቤት ከቕርቦም ጸዊዑ ኣሎ። ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሰብኣዊ መሰላት፡ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ሎሚ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መብርሂ ኣቕሪቡ ኣሎ። ሂዩማን ራይትስ ዋችን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ንኤርትራ ካብተን ጨቆንቲ ሃገራት ሓንቲ እያ ክብሉ ንዓመታት ክኸሱ ጸኒሖም ኢዮም። እዞም ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ…