መድሕን ሃገርን ህዝብን (The savior of the country and the people)
Written by Gebrezghi AfeworkiMonday, 16 February 2009 01:00 ወተሃደር ንናይ ሃገር ጸጥታ፤ ዶባት ሃገር ብናይ ጸላኢ ወራር ከይጠሐስ፤ ናይ ህዝቢ ሰላም ዘዑቁብን ዘደልድልን ወተሃደራዊ ትምህርትን ተዓሊምን ዘጥረየ ተኸላኻሊ ሐይሊ ኢዩ፡፡ ሐንቲ ሃገር ኩሉ ትካላት መንግስቲ ብግቡእ አቅኒዓ ብሃገራዊ ቅዋም እትምራሕ ሐደ ናይ ሃገር ምክልኻል ክፍሊ አብ ትሕቲኡ ዓበይቲ ክፍልታት ሐይሊ ምድሪ፤ ሐይሊ አየርን ሐይሊ ባሕርን…