ኣብ ዝተፈለለየ ከባቢታት ኤርትራ ጽዑቕ ግፋ ከም ዘሎ ተፈሊጡ
Written by BBCኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ጽዑቕ ግፋ ክካየድ ከምዝቐነየን ገና ይቕጽል ከም ዘሎን ምንጭታት ካብ ኤርትራ ገሊጾም። እቲ ግፋ፡ ኣብ ከረን፡ ሓጋዝ ኣቑርደት ከምኡ’ውን ኣብ ካልእ ከባቢታት ኤርትራ ከምዝተኻየደ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም። ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነፈሲ ወከፍ ኣባይቲ እናፈተሹን ኣብ ጎደናታት ንዝረኸቡዎም መንእሰያትን ይገፉ ምህላዎም እቲ ምንጭታት ይሕብር። ኣብ ሓጋዝ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራዊት…