ዕደና ወርቂ ኣብ ኤርትራ ኣብ ደቂ ሰባትን ኣካባብን ዘስዕቦ ዘሎ ጸገማት !!

ጉጅለ ህግደፍ ካብ ጽባሕ ናጽነት ኣትሒዙ ኣብ ህዝብና ዘውርዶ ዘሎ በደልን ግፍዕን፣ እዚ ኢልካ ክጽብጸብ ኣሸጋሪ ኢዩ። ሎሚ ብዛዕባ ዕደና ወርቅን ሳዕቤናቱን ኣብ ኤርትራ ኣልዒልና፣ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ብዝርከቡ ውፉያት ተቓለስቲ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ዝተላእከልና ብስእሊ ዝተሰነየ ጽጹይ ሓበሬታ ከነቕርብ ንፈቱ። ጉጅለ ህግደፍ፣ ካብ ነዊሕ ግዜ ኣትሒዙ ኣብ ጠቕሚ ህዝብና ዘይውዕል፣ ልዑል ናይ ወጻኢ ሸርፊ (Hard Currency) ዝርከቦ፣ ዕደና ወርቂ፣ ኩባንያታት ወጻኢ፣ መሻርኽቲ ብምግባር፣ ሃብቲ ህዝብን ሃገርን ዝኾነ ክቡር ማዕድን፣ ብሓላፍነት ዝጎደሎ ኣገባብ ይምዝመዝ ከም ዘሎ ርዱእ ኮይኑ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ብሓፈሻ፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም ኣብ ክፍሊ ዕደና ዝሰርሑ ዜጋታትና ድማ ብፍላይ፣ ብዘውርዶ ዘሎ ናይ ጉልበት ምዝመዛ ከይኣክል፣ ኣብ ጥዕነኦም ዓቢ ጉድኣት የስዕብ ብምህላዉ፣ ብዙሓት ጉዱሳት ሃገራውያን ኣብ ሕጋዊ መጋበእያታት ማሕበረ–ሰብ ዓለም ጥርዓንን ክስን ከቕርቡ ጸኒሖምን ኣለዉን። ኣብዚ መዳይ’ዚ፣ ነቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታትና ብገባቲ ጉጅለ ህግደፍ ዝፍጸም ዘሎ ግፍዕን ዘመናዊ ባርነትን (Modern Slavery)፣ ኣብ ምቅልዕ፣ ግዱሳት ኣካላት ዓቢ ተራ ይጻወቱ ኣለዉ። ብዝገብርዎ ብዘለዉ ኣበርክቶ ድማ፣ ዓቢ ምስጋና ይብጻሓዮም። ሓደ ካብ’ዚኣቶም፣ ነቨሱን (Nevesun)ዝተባህለ ባእታ፣ ኣብ ዕደና ቢሻ ንዝነጥፍ ኮባንያ ኣብ ቤት ፍርዲ ካናዳ፣ ክሲ መስሪቱ ከም ዘሎ ፣ ከም ኣብነት ምጥቃስ ይካኣል። ናይ ህዝብን ሓልዮት ዘለወን ሃገራት፣ ተረፍ ናይ’ቲ ዝተጻረየ ማዕድን፣ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባትን እንስሳን፣ ከምኡ’ውን ንብምሉኡ ኣከባቢ ጉድኣት…

Eritrea defends conscripiton as thousands fleeEritrea defends conscripiton as thousands flee

by GULF NEWSUN report described horrific torture, including electric shock, near drowning and sexual abuse Nairobi: Eritrea has defended its controversial policy of decades-long national service from which some 5,000 people flee each month, saying it has “no other choice” due to threats from long-standing enemy Ethiopia. Dismissing a United Nations commission of inquiry on…

ናብ ኣውሮጳ ዝስደዱ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ንምዝመዛን ጾታዊ ዓመጽን ዝተቃልዑ እዮም ክብል ሓድሽ ዝወጸ ሪፖርት ሓቢሩ

ዋሽንግተን — ስደተኛታት ህፃናት ብፍሉይ ካብ ወለዶም ዝተፈለዩ ንዓመጽ፣ምዝመዛን ንግዲ ደቂ ሰባትን ዝተቓልዑ ምዃኖም ሓድሽ ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት ገሊፁ። ኣብ ልዕሊ ማእኸላይ ባሕሪ ዘቋረጹ ስደተኛታት ዝፍፀም አድልዎ ሰፊሕ’ኳ እንተኽዕነ ህጻናትን መንእሰያትን ግን ነዚ አድልዎ ዝተቓልዑ እዮም። ነዚ ብናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሕጻናት አድሕንን ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት ዝተኻየደ መፅናዕቲ ካብ ትሕቲ ሰሃራ ኣፍሮቃ ዝተሰደዱ ህጻናት ልዕሊ…

ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ብስርሓ ኣፍልጦ ብምርካብ ተሸላሚት ኮይና

ዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ (ጋንዲ) ኤርትራውያን ይኹኑ ካልኦት ኣፍሪቃውያን ኣብ ምሕጋዝ ካብ ትነጥፍ ዓመታት ዘቑጸረት እኳ እንተኾነት ነዚ ቅዱስ ስራሕ ጌና ብዘይ ምሕላል ትቕጽሎ ኣላ። ካብቲ ርኡይ ዘካየደቶን ተካይዶ ዘላ ስራሕ ከኣ ነቶም ጸግዒ ዝሰኣኑ ዕሸላት ደቅና ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ይኹን ኣብ ኣጻምእ ሰሃራ ካብኡ ሓሊፋ እውን ኣብ ትሕቲ ጭውያን ማእሰርትን ዝጸንሑ ዜጋታትና ከተፍትሕ ከምኡ ድማ…

Ethiopia: Lack of Access to Work for Refugees Undermining Efforts to Prevent Secondary Migration – New Report

Efforts to reduce irregular and dangerous secondary migration among Eritrean refugees in Ethiopia are being undermined by the fact they are not allowed to work legally, a new report by the Overseas Development Institute has found.     Researchers at the UK’s leading think-tank on international development have found that while donor-funded policy measures such…