መርጌታ ኣብራሃም!!!
መርጌታ ኣብራሃም!!!ሕጂዶ!!!ይሓይሽ????ማሰዶ!!!ይሓይሽ!!ወይስ ወዮ!!!ዓው ኢልካ ዘይብከዮ! ኩሉ ወዮ!!!ስራሓን ተግባሩ ማሕዮ!!በል እንሆ! ደኒንካ ብኸዮ። ኣማኒ እየሱስ፡ ኣቦይ ብምባሉኣቦና ከይጽምዎም ተባሂሉስድራ ከምጽኡ ኣሻሓት ዝኸፊሉገዛ ንኸይጸቦም ገፊሕ ደለይሉኣቦና መይቆም ኢልካ ተዓሊሉካብ ክራይ ኣውጺእካ ገዛ ተግዝኣሉናይ መርገታስ ንበይኑ ጥልመት ዝበዝሓሉኣብ ክንዲ ምርቓ፡ ንኣማኒ ዘንብዕሉ። መርጌታ ሃዋርያነት ረስዖማይድጋም ኮነ ብመብጽዖትምህርቲ ወንገል ብስልዖሃተምተም መባእ ከም ቃጽዖ። መርገታ ኣብራሃም ወዲ ማእከልመሲልዎ ከምድልየትካ ዝኽለልሂስቶን ብሕግን ብስርዓትን…