ርእይቶይ ብዛዕባ መጽሓፍ ኣቶ ሑሩይ ተድላ ባይሩ – ብ በረኸት ካሕሳይ.
‘Eritrea and Ethiopia: A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution (‘ንጹር ጠመተ ኣብ ጉዳይ ግርጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን: ተኽእሎ ሰላማዊ ፍታሕን) ዘርእስታ መጽሓፍ ብ ኣብ ስቶክሆልም፣ ስዊድን ዚቕመጥ ገዲም ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ብቋንቋ እንግሊዝ እተጻሕፈት ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ሰፋሕ ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላ ኮይና፡ንጉዳያት ተርእዮታት ግጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን…