ፈስቲቫል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጸገም (Eritreansk festival i blåsväder)
ስርዓት ህግደፍ ንሽወደናዊ ዜጋ ዝኾነ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ብዘይ ዝኾነ ፍርዲ ኣብ ማእሰርቲ ቤት ዳጒንዎ ይርከብ፡ ዓብደላ ጃብር ዝተባህለ ሓደ ካብ መራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ድማ ኣብቲ ብስም ህዝባዊ ፈስቲቫል ዝፍለጥ ዓመታዊ በዓል ከም ናይ ክብሪ ጋሻ ብምዃን ተኻፊሉ። ኤርትራ ብዓለምለኻውያን ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰባት ዝኾና ማሕበራት፡ ካብተን ብዝኸፍአ ኣገባብ ምልኪ ዲክታቶርነት ዝምሓደራ ዘለዋን ብቐጻሊ መሰል ዜጋታት ዝግህሳ…