መልቀስ!!!
By Haile Gebretensae ድሓን ኩን!!! ክቡር ወዲ ክቡራት!!!!! ኣኽበሮም ገብረመስቀል እምባየ!!!!!!! ሎንዶን ፡ ዓዲ እንግሊዝ ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!!! ወየ ኣነይ!!!! ወየ ኣነየ!!!!ወየ ኣነየ!!!! ኣኽበሮም፡ ኣኽበሮም፡ ኣኽበሮም!!! ከም ሽሙ ንኹሉም ዘኽብሮም ንዝጠመየ!! ደጋጊሙ ዝዕንግሎም ንዝዓረቑ ዘምዉቕ ዝኸድኖም ንዝጸምኡ ርውየቶም፡ ዘጽግቦም ንዝተሰነፉ ዘደልድል ምርኩሶም ንተስፋ ዝቖረጹ ሓቦ ዝኾኖም ቕርሺ ንዝበለ ደሪቡ ዝህቦም ንዝገይሽ ዘስንቕ ዘሕቑፎም ንዝምከር ኣዕሚቑ ዝመኽሮም እንክምድር ዘስሕቕ…