በዓላት ህግደፍን ዕላማታቱን (What is the aim of PFDJ festivals?)
Written by Berhane TesfazghiFriday, 08 August 2008 01:00በዓላት ህግደፍን ዕላማታቱንኩሉ ህዝብና ክዕዘቦ ከም ዝጸንሐ ዓመት ዓመት ብስም ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ፈስቲቫላት ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን። ነዚ ብምምልካት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ 2 ነሓሰ 2008 ኣብ ትሕቲ ”ፈስቲቫልና ነጸብራቕ ባህላዊ ትንሳኤና” ዝብል ርእሰ-ዓንቀጽ ካብ ዘስፈረቶ ትሕዝቶ ”ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2008 ትማሊ…
