ዓቢ ጽልዋ ዘለዎም ልዕሊ ሚእቲ ኣፍሪቃውያን ናብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ደብዳበ ጽሒፎም

ዓቢ ጽልዋ ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት፣ ደረስትን ተሓለቕቲ መሰላት ደቂ ሰብ ናይቶም ኣብ ማእሰርቲ ተዳጒኖም ዘለዉ ጋዜጠኛታትን ተሓለቕቲ መሰላትን ጉዳይ ግቡእ መዓልቦ ክረክብ ተማሕጺኖም። ኣስዒቦም ናይዞም ዝሓሸ ናብራ ንምርካብ ካብ ሃገሮም ዚስደዱ ዘለዉን ግዳያት ዝኾኑ ዘለዉ ኤርትራውያን ዜጋታት ጉዳይ መፍትሒ ክርከበሉን ምስቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጕኖም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ክራኸቡ ክፍቀደሎም ድማ ምሕጽንትኦም ኣቕሪቦም ኣለዉ። እዚ ብእንግሊዘኛ…

ኣብ ስዊዝ ባንክ ብሕቡእ ገንዘብ ናይ ዘቐመጡ ሰባት ሊስታ ኤርትራ ካብቶም ገንዘብ ዘቐመጡ 200 ሃብታማት መበል 53 ተሰሪዓ!

HSBC ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ናይ ስዊዝ ባንክ ብዙሓት ዲክታቶራትን ኣብ ሃገሮም ቀረጽ ክኸፍሉ ዘይደልዩ ሃብታማት ብሕቡእ ገንዘብ ከቐምጡ ከም ዝጸንሑ ጥርጣረታት ኔሩ እዩ። እዚ ብሓደ ናይዚ ባንክ ሰራሕተኛ ዝተቓልዐ ኣስማት ናይቶም ገንዘብ ብሕቡእ ዘቐመጡ ሰባት ከም ዘቃልዖ መራሕ ስርዓት ህግደፍ እንተኾነ እውን ህዝቢ ኤርትራ ዘይፈልጦ $700 ሚልዮን ዶላር ሓቢኡ ከም ዘሎ ተቓሊዑ ኣሎ። ህዝብና ኣብዚ…

Eritrea: With Ethiopia’s Border Now Open, Why Are Eritreans Still Fleeing to Sudan?

ANALYSISBy Michael Emile Kynaston Jones Despite huge regional shifts, Eritreans continue to flee through Sudan, aided by resilient and flexible people-smuggling networks. When the border between Ethiopia and Eritrea reopened in September 2018, it was a momentous occasion for the two neighbours. For the first time in twenty years, people on both sides were free…

Bursting at the Seas: Red Sea Naval Bases and Regional Stability

Written by BROWN POLITICAL REVIEWRecently, the Red Sea has witnessed everything but an exodus of interest from regional and global actors. With a significant volume of oil flowing through the Bab-el-Mandeb (Mandeb Strait) (including half of China’s total oil imports) and internal military conflicts in nearby South Sudan, Somalia, and Yemen, the Red Sea is vital to the foreign…

ኤርትራ ሃለዋት ዝተሰወሩ 11 ፖለቲካዊ መራሕቲን 18 ጋዜጠኛታትን ንክተፍልጥ ተሓቲታ

written by VOAመንግስቲ ኤርትራ እቶም ካብ 2001 ዓም ጀሚሩ ሃለዋቶም ዘይፍለጥ ዝተሰወሩ ብርክት ዝበሉ ሰባት መብርሂ ንከቕርብ’ ኪኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ጸዊዖም። 18 ሰባት ዝኣባላታ ኮሚተ ናጻ ኪኢላታት ሰብኣዊ መሰላት፣ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገዛኢ ኩነታት ብርክት ዝበሉ ሻቕሎታት ኣለዎም። ‘ኣብ ኤርትራ፣ ብዘይፍርዲ ምቕታል፣ ምስቓይ፣ መስወርቲን ካልኦት ከበድቲ መግሃስቲን ከምዝፍጸሙ’ ከምዝፍጸም’ውን ተገሊጹ ኣሎ። ደቡብ…

መልሲ ንነጋድራስ ዳዊት ገብረዝጊኣብሄር ዘቢሄር ትግራይ፡ ኢትዮጵያ።

እዚ ክቡር ነጋዳይ!!!! ኣብ ሃገሩ ዝተርኽበ፡ ሕግን ስርዓትን፡ መሰል ሓሳብ ናይ ምግላጽ፡መሰረት ብምግባር፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ፖለቲካ ኢትዮጵያን፡ ሕቶን ርእይቶን፡ ኮነ ትዕዝብቱን ክህብ ካብ ዝጅምር ዓመታት ኮይኑ ክብል እደፍር። ሕጂ ድማ፡ ትዕዝብቱ ናብ ኤርትራ ገይሩ ኣሎ። እንተኾነ፡ እኹል ኣፍልጦን፡ ሓበረታን ስኢኑዶ! ይኸውን? ወይስ ከም ድላየይ፡ ተዛሪበ መን ከይሓተኒ? እንተድኣ ኮኑ መደረኡ! እምምምም!!!! ክንብሎ። “ተመሊስካ ትርእዮ፡…