ኣብ ዝተፈለለየ ከባቢታት ኤርትራ ጽዑቕ ግፋ ከም ዘሎ ተፈሊጡ

Written by BBCኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኤርትራ ጽዑቕ ግፋ ክካየድ ከምዝቐነየን ገና ይቕጽል ከም ዘሎን ምንጭታት ካብ ኤርትራ ገሊጾም። እቲ ግፋ፡ ኣብ ከረን፡ ሓጋዝ ኣቑርደት ከምኡ’ውን ኣብ ካልእ ከባቢታት ኤርትራ ከምዝተኻየደ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ገሊጾም። ሰራዊት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነፈሲ ወከፍ ኣባይቲ እናፈተሹን ኣብ ጎደናታት ንዝረኸቡዎም መንእሰያትን ይገፉ ምህላዎም እቲ ምንጭታት ይሕብር። ኣብ ሓጋዝ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰራዊት…

መንግስቲ ኖርወይ ሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ደጊሙ ክረአ ምሕታቱ ንብዙሓት ኣሻቒሉ

Written by BBCዳይሬክተር ኢምግሬሽን ኖርወይ፡ ብምድንጋር ዑቕባ ዝረኽቡ ስደተኛታት ንምቅላዕ ዝሕግዝ ኣሰራርሓ ከተኣታቱን ንሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ደጊሙ ክርእይን ሚኒስተር ፍትሒ እታ ሃገር ሓቲቱ። እቲ ጉዳይ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ሻቕሎት ፈጢሩ ኣሎ። እዚ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣዘራራቢ ኮይኑ ዘሎ ዛዕባ፡ ነቲ ሕጊ ናይ ስደተኛታት ናይታ ሃገርን፡ ሕቶ ዑቕበኦም ቅቡል ክንሱ ኣንጻር እቲ ዑቕባ ንኽረኽቡ ዝቐረብዎ…

ሲፒጄ፡ ንኤርትራ ብሳንሱር ኣብ ቅድሚት ሰሪዑዋ

Written by BBC ኤርትራ ብሳንሱር (መመያ) ኣብ ዓለምና ቅድሚት እትስራዕ ሃገር ምዃና ኮሚተ ንድሕነት ጋዜጠኛታት፡ ሲፒጄ፡ ኣብ ዘውጽኦ ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ግን ንጸብጻብ ሲፒጄ ኣመልኪቱ ብትዊትር ኣብ ዝሃቦ መልሲ፡ ኣልጀዚራን ሲፒጄን ብዘይ እኹል መጽናዕቲ ንኤርትራ ‘ካብ ሓበሬታ ዕጽውቲ እያ’ ምባሎም ሓሶት እዩ ኢሉ።     እቲ ንነጻነት ፕረስ ዝጣበቕ…

East Africa: Eritrean Refugees Defy Border Closures Only to Find Hardship in Ethiopia

Written by AllAfricaThe long-dormant border crossings re-opened with such fanfare between Eritrea and Ethiopia last year as a symbol of warming relations are all now closed – but that isn’t stopping a steady flow of Eritrean refugees from fleeing across the heavily militarised frontier. According to the UN’s refugee agency, UNHCR, around 300 people continue…