ሂውማን ራይትስ ዎች፡ ኤርትራ ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ኣየርአየትን ክብል ነቒፉ

written by BBCዓለም ለኸ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ ሂውማን ራይትስ ዎች፤ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ ዓመታዊ ጻብጻብ፡ ኤርትራ ሕጂ’ውን ኣብ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ዝኾነ ምምሕያሽ ኣየርአየትን ክብል ነቒፉ። ብተወሳኺ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዕርቂ ምውራዱን ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተነቢሩ ዝነበረ እገዳ ምልዓሉን ስዒቡ፡ ኣብታ ሃገር አወንታዊ ለውጢ ክረአ ትጽቢት ተገይሩ ነይሩ ይብል። “እንተዀነ፡ ወላ እዚ ለውጥታት…

Regional News

Written by MEDIUM.COMIt is obvious that Ethiopia is planning to be a REGIONAL POWER not by default by a deliberately designed strategy. It is working at it. Inspite of its internal instability and re- calibration what reagional activists: political and civil must be aware of is at the center of this new and overt push…

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ኤርትራ

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት፡ መንግስቲ ኤርትራ ዝትኣስሩ ብዝቐልጠፈ ክፈትሕን ናብ ናጻ ፍርዲ ቤት ከቕርቦም ጸዊዑ ኣሎ። ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሰብኣዊ መሰላት፡ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ሎሚ ንቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት መብርሂ ኣቕሪቡ ኣሎ። ሂዩማን ራይትስ ዋችን ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ንኤርትራ ካብተን ጨቆንቲ ሃገራት ሓንቲ እያ ክብሉ ንዓመታት ክኸሱ ጸኒሖም ኢዮም። እዞም ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ…

ኤርትራዊ! ዓድኻ ክዝመትዶ! ዓይንኻ ይዕመት?

ዓዲ እንታይ ማለትዩ? ዓዲ መሰረት ወድ ሰብ እዩ። ካብዚ ተላዒሎም ቀዳሞት “ሰብ ኣብ ዓዱ፡ እኽሊንከ! ኣብ ዓውዱ” ኢሎም ይምስሉ። ቀደም ደቂ ዓዲ ከመይ ኢሎም ከም ዝመሓደሩ ምስ እንዝክር! ሕጂ ኣብ ምብምንታይ ሃለዋት ወይስ ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዘለና ከነማዛዝን ንኸእል። እምበኣር፡ ዓዲ እንታይ ትሕዝቶ ኣለዋ? ዓዲ ዝነኣሰት ሓምሳ (50) ገባር ይሃልዋ ንበል። ሓንቲ ዓዲ ክትባሃል ናይ…

The peace deal with Ethiopia has not changed Afwerki’s Eritrea

After signing an historic peace deal with Ethiopia, and receiving unprecedented levels of positive media coverage, Eritrea applied for a seat at the United Nations Human Rights Council (UNHRC). With strong support from the likes of Saudi Arabia and the United Arab Emirates (UAE), this Horn of Africa country which has repeatedly been classified as “not free” by Freedom House,…

Eritrea: Diplomacy Changes, but Political Prisoners Remain

Written by: HRWPRESS RELEASE The recent arrest of Eritrea’s former finance minister is a troubling sign that repressive tactics continue despite changes in Eritrea’s diplomatic engagements. Human Rights Watch released a video about Eritrean political prisoners including 21 senior government officials and journalists detained in 2001 after they criticized President Isaias Afewerki.   (Nairobi) –…