ጋዜጣዊ መግልጺ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ)

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ) ንኣባላቱ ይኹን ንሰልፉ ድሕር ከይበለ ከምዝከላኸል ንደለይቲ ፍትሒ የፍልጥ። ብመንገዲ ፓልቶክ ኣብ ልዕሊ  ኣባል ሰልፊ  ጉባኤ ኤሪትራ (ስትራተጂ ዓዲ) ወሪዶም ዘለዉ ክስታት ከበድቲ ኢዮም። ከምኡ ስለ ዝኾነ፡ ምንጭታት ናይቶም ክስታትን፡ ነቶም ተሰንዚሮም ዘለዉ ክስታትን ከጽንዕ ስልፍና ሓላፍነት ኣለዎ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ብውሽጣዊ ኣገባብ ሰልፍናን መስመራት ሰልፍናን ሓቅነትን ዘይሓቅነትን ናይዞም ክስታት መጽናዕቲ…

ህልዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ ዘካየድዎ መደረ

ሓንቲ ካብ ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝገበረቶ መደረ፡ ምኽባር መሰረታውያን መሰላት ደቂ ሰባት ሓደ ካብ እምነ ኩርናዕ መትከል ሕብረት ኤውሮጳን መሰረት ምስ መንግስታት (ንኤርትራ ሓዊስካ) ዝካየድ ፖለቲካዊ ዘተ እዩ። እዚ መሰረት ብምግባር ድማ ጥሕሰት ምኽባር መሰል ደቂ ስባት ብምልዓል ዘሎና ዕቃበታት ንዛረበሎም ኤርትራ ድማ እቶም መሰረታውያን መሰል ደቂ ሰባት ከተኽብር ከም ዘለዋ ንጠልብ። ብተወሳኺ ኤርትራዊ ሽወድናዊ ዜጋ…

The Changing Nature of Eritrea’s Opposition Politics

Participants Herui Tedla Bairu, Chairman, Eritrean Congress PartyJason Mosley, Associate Fellow Africa ProgrammeChair: Mary Harper, Africa Editor, BBC News 18 Oct 2016 – 12:00 to 13:00 Chatham House, London Overview The Eritrean political opposition has long been divided by factors such as geography, ethnicity, religion and competition. There have been several attempts to unify opposition parties under…

ርእይቶይ ብዛዕባ መጽሓፍ ኣቶ ሑሩይ ተድላ ባይሩ – ብ በረኸት ካሕሳይ.

‘Eritrea and Ethiopia: A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution (‘ንጹር ጠመተ ኣብ ጉዳይ ግርጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን: ተኽእሎ ሰላማዊ ፍታሕን) ዘርእስታ መጽሓፍ ብ ኣብ ስቶክሆልም፣ ስዊድን ዚቕመጥ ገዲም ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ብቋንቋ እንግሊዝ እተጻሕፈት ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ሰፋሕ ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላ ኮይና፡ንጉዳያት ተርእዮታት ግጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን…

ንጥፈታት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ስትራተጂ ዓዲ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ

ብዕለት 18 -20 ኦክቶበር 2016 ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ስትራተጂ ዓዲ ብውክልና ሕሩይ ተድላ ባይሩን ብተሳታፍነት ኣባል መሪሕነት ብርሃነ ተስፋዝግን ዝተኻየዱ ንጥፈታት እዞም ዝስዕቡ እዮም:- ቻታም ሃውስ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉዳያት ኣድህቦ ብምግባር መንግስታት፣ ወከልቲ ትካላትን መራሕቲ በርገሳዊ ማሕበራትን ኣብ ክፉትን ስቱርን ክትዓት ብምስታፍ፡ ኣብ ዓለምና ማዕርነት ደቂ ሰባት ብምስፋን ምዕባሌ ንምውሓስ ዝነጥፍ ትካል እዩ። በዚ ትካል ዝተገብረ ዕድመ መሰረት ብዕለት 18 ኦክቶበር…

Eritrea and Ethiopia A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution

The study explores the phenomenon of conflict between Eritrea and Ethiopia during 1941 and 2011. The Eritrean Liberation Organizations (ELO) did not only fight against Ethiopian governments for thirty years; they also fought against each other for supremacy. The role played by the Ethiopian Students Movement (ESM) in propagating a Marxist revolution, and forging a…

ኣበዓዕላ መዓልቲ ናጽነትና ብኸመይ ክኸውን ይግባእ?

ቀዳም 14 ግንቦት 2016 ንዝኽሪ ርብዒ ዘመን ኣብ ልምዓትን መኸተን ዝብል ዓምዱ ንኤርትራውያን ነበርቲ ሃገራት ስካንዲናቭያ ጽንብል 25 ዓመት ናጽነት ተዳልዩ ከም ዘሎ ወብሳይት http://alenalki.com/ ክትሕብር እንከላ ነቶም አብ ኤርትራ ብምኻድ ከብዕሉ ዝደልዩ ድማ ብተዳልዩሎም ዘሎ ፎርም ክሕብሩ ከም ዝኽእሉ ትነግር። ብመጀመርያ ክንጸር ዘለዎ ጉዳይ ብሳላ ስዉኣትና ዝተረኽበ ናጽነት ንምብዓል፡ ነዛ መዓልቲ ናጽነት ንዘክራ ዶ? እንተኾይኑ እቲ…