ብራዕዲ እትምሓደር ሃገረ – ኤርትራ
ኣብዚ ቅንያት ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ብሕጊ ዘይኮነ ብራዕዲ እትምሓደር ሃገር ምዃና ብዝረኸቦ መርትዖታትን ዘቕረቦ ጸብጻባትን ኣፍሊጡ። ህዝቢ ኤርትራ ንኣሰቃቒ ግህሰት መሰል ሰባትን ንባርነታዊ ዕስክርና ዝተቓልዐ ካብ ምዃኖም ሓሊፉ እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝሰርድ ዘሎ ግፍዒ እናኸፍአ ምምጽኡ ጸብጻባት ይሕብሩ ኣለዉ። እዚ መወዳድርቲ ዘይብሉ ግህሰት መሰል ደቂ ሰባት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ብደረጃ ”crimes…