ጋዜጣዊ መግለጺ ምምሕዳር መንግስቲ ኣሜሪካ
ካብ ቤት ጽሕፍት ወሃብ-ቃል መንግስቲ ኣሜሪካ መንግስቲ ኣሜሪካ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ንሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ንመፍታሕ ዝወሰዶ ስጉምቲ ዋላ እንተኣመጐሰ ብኣንጻሩ እቲ ምእሳር ኤርትራውያን ካብኦም ክሳብ ዓሰርተሸውዓት ዝበጽሑ ካልኦት ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም ዜጋታት ይቕጽል ብምህላዉ ዘለዎ ዕቃበታት ገሊጹ። በዚ ኣጋጣሚ ስርዓት ህግደፍ ነቶም ድሮ ኣሲርዎም ዘለዉ ዓሰርተሸውዓት ጋዜጠኛታት፣ ብሰንኪ ሃይማኖታዊ እምነታቶም ዝትኣስሩ፣ ጉጅለ ዓሰርተ ሓሙሽተ ከምኡ ድማ ካልኦት…