መራሕ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብጠመተ ዓለም

ጋዜጣ ኤክስፕረሰን ንመራሕ ስርዓት ህግደፍ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብዝምልከት ኣብቲ ብ 11 ሓምለ 2014 ንንባብ ዘብቅዖ ሕታሙ ሰፊሕ ሓተታ ኣቕሪቡ ኔሩ። እንሆ ትርጉም ሓተታ ብትግርኛ ንነበብትና ይቐርብ። እዚ ብኣዝዩ ክቱር ኣንነትን (narcissism) ተጠራጣሪ ምዃኑን ዝልለ መራሒ ኣዝዩ ጨካንን ብዝኾነ ነገር ብቐሊሉ ዝቑጣዕን እዩ። እዚ ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ዝኣሰረ ውልቀመላኺ ብቅሩጽ ፍርሂ (paranoia) ዝሳቐ ኮይኑ…

Eritrea to pay Ethiopia millions

An international tribunal in The Hague has ruled that Eritrea will have to pay Ethiopia millions of dollars in compensation for war damages. Both were ordered to pay each other damages for the 1998-2000 border war, but the verdict leaves Eritrea with $10m (£6m) more to pay. The ruling covers compensation for businesses and goods…

ኤርትራ ንኢትዮጵያ ክትክሕስ ተፈሪዳ (Eritrea to pay Ethiopia millions)

ኣብ ዘሀይግ ዝመደበሩ ዓለም ለኻዊ ቤት ፍርዲ ኤርትራ ነቲ ብሰበብ ውግእ ዶብ ዝስዓበ ዕንወት 10 ሚልዮን ዶላር ንኢትዮጵያ ክትክሕሳ ተበይኑ ኣሎ። እዚ ብይን ካሕሳ ነቲ ኣብ ልዕሊ ቁጠባ፣ ንብረትን ገጠራትን ዝስዓበ ዕንወት  ዘጠቓለለ እዩ። እዚ ገንዘባዊ ካሕሳ ነቲ ብናይ ኤርትራ ደብዳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ትምህርቲ ቤት ዘጠቓለለ’ውን እዩ። ኤርትራ ነዚ ብይን ድሮ ከም ዝተቐበለቶ ኣፍሊጣ…

ንጽገት ጠለብ ኣባልነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብኪዳን

(ካልኣይክፋል) ብ 2008 ማእከላዊ መሪሕነት ኪዳን ንኣባልነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብዝምልከት “ጉባኤ ምስ ተሰላስሉ ኣባልነት ሰልፍኹም ክረጋገጽ እዩ” ዝብል ውሳነ ከም ዘሕለፈ ዝዝከር እዩ። እዚ ውሳነ ብድምጺ ልዕሊ ¾ ኣባላት ማእከላዊ መሪሕነት ስለ ዝጸደቐ ክልዓል ዝግብኦ ሕጋዊ ሕቶ ፥ “ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ጉባኤኡ ኣማሊኡ’ዶ ኣየማልአን” ጥራይ እምበር ክልኦት ዘይሕጋውያን ሕቶታት ክለዓሉ ኣይምተገብአን። ከምምኽንያታትንጽገትብሰክረታርያማእከላይመሪሕነትኢዲኪዝተዋህበናመልሲከምእዚዝስዕብእዩ፥ “ውድብኩም ጉባኤ ካብ ዝገብር ሓደ…

መግለጺ ካብ መደናገሪ ኣዋጅ

ብስም ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ኣደናገርትን ካብ ሓቂ ዝርሓቑ ኣዋጃትን ክወጹ ምጽንሖም ኩሉ ተኸታታሊ መርበብ ሓበሬታታት ክዕዘቦ ዝጸንሐ ሓቂ እዩ። ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ናይ ስምረት ጉባኤ ንምክያድ ይቀራረብ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ንሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ንውክል ኢና ካብ ዝብሉ ውልቀሰባት ዝወጸ መግለጺ ኔሩ፡ ጸኒሑ ድማ ብስም ሓኪም ዝወጸ ኣዋጅ ነበረ። ሕጂ ድማ ብዕለት 9…

ኮሚቴ ንደገፍ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ (Stödgrupp för Dawit Isaak i riksdagen)

ሓገዝ ሕብረት ኤውሮጳ ንኤርትራ ደው ይበል ከምኡ’ውን ኣብ ባንክታት ዓለም ተቐሚጡ ዘሎ ገንዘብ ስርዓት ህግደፍ ንኸይንቀሳቐስ እገዳ ይገበረሉ፡ ዝብሉ ጠለባት ብምልዓል ኣባላት ዝተፈላለያ ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ኣባላት ፓርላማን ንደገፍ እሱር ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ   ሓደ ኮሚቴ ብምቛም ይነጥፉ ምህላዎም ዳገንስ ኒሀተር ዝተባህለ ጋዜጣ ሽወደን ኣፍሊጡ። ዳዊት ኢሳቕ ኣብ ኤርትራ ብዕለት 23 መስከረም 2001 ብሞያ ጋዜጠኝነት ንምስራሕ ካብ ሽወደን…