መርሓባ ንይኣክል ድሕሪኡ ኸ?

ኣብ ዓለም ከምቲ ”ነባሪ ረብሓ ድኣ እምበር ነባሪ ዓርኪ የልቦን” ዝብሃል ሃገራት መርገጻተን ንሃገራዊ ረብሕአን ኣብ ግምት ብምእታው ከምዝኸውን ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት እንዕዘቦ ፍጻመታት እዩ። ንኣብነት ካልኣይ ውግእ ዓለም ብስዕረት ስርዓት ናዚን ተሓባበርቱን (ጀርመን፣ ጥልያን፣ ጃፓንን ቱርክን) ምስ ተዛዘመ ብፍላይ ኣብ ኣፍሪቃ መንግስቲ ጥልያን ካብቲ ብመግዛእቲ ሒዝወን ዝጸንሐ ሃገራት ክለቅቕ ተገደደ። እተን ብጥልያን ዝምሓደራ ዝነበራ…

ዓቢ ጽልዋ ዘለዎም ልዕሊ ሚእቲ ኣፍሪቃውያን ናብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ደብዳበ ጽሒፎም

ዓቢ ጽልዋ ዘለዎም ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት፣ ደረስትን ተሓለቕቲ መሰላት ደቂ ሰብ ናይቶም ኣብ ማእሰርቲ ተዳጒኖም ዘለዉ ጋዜጠኛታትን ተሓለቕቲ መሰላትን ጉዳይ ግቡእ መዓልቦ ክረክብ ተማሕጺኖም። ኣስዒቦም ናይዞም ዝሓሸ ናብራ ንምርካብ ካብ ሃገሮም ዚስደዱ ዘለዉን ግዳያት ዝኾኑ ዘለዉ ኤርትራውያን ዜጋታት ጉዳይ መፍትሒ ክርከበሉን ምስቶም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተዳጕኖም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ክራኸቡ ክፍቀደሎም ድማ ምሕጽንትኦም ኣቕሪቦም ኣለዉ። እዚ ብእንግሊዘኛ…

ኣብ ስዊዝ ባንክ ብሕቡእ ገንዘብ ናይ ዘቐመጡ ሰባት ሊስታ ኤርትራ ካብቶም ገንዘብ ዘቐመጡ 200 ሃብታማት መበል 53 ተሰሪዓ!

HSBC ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ናይ ስዊዝ ባንክ ብዙሓት ዲክታቶራትን ኣብ ሃገሮም ቀረጽ ክኸፍሉ ዘይደልዩ ሃብታማት ብሕቡእ ገንዘብ ከቐምጡ ከም ዝጸንሑ ጥርጣረታት ኔሩ እዩ። እዚ ብሓደ ናይዚ ባንክ ሰራሕተኛ ዝተቓልዐ ኣስማት ናይቶም ገንዘብ ብሕቡእ ዘቐመጡ ሰባት ከም ዘቃልዖ መራሕ ስርዓት ህግደፍ እንተኾነ እውን ህዝቢ ኤርትራ ዘይፈልጦ $700 ሚልዮን ዶላር ሓቢኡ ከም ዘሎ ተቓሊዑ ኣሎ። ህዝብና ኣብዚ…

Eritrea: With Ethiopia’s Border Now Open, Why Are Eritreans Still Fleeing to Sudan?

ANALYSISBy Michael Emile Kynaston Jones Despite huge regional shifts, Eritreans continue to flee through Sudan, aided by resilient and flexible people-smuggling networks. When the border between Ethiopia and Eritrea reopened in September 2018, it was a momentous occasion for the two neighbours. For the first time in twenty years, people on both sides were free…