CARE International report highlights most under-reported humanitarian crises of 2017

BY:Andrew Thompson While the humanitarian crisis created by the Syrian conflict and the plight of the Rohingya Muslims fleeing Myanmar have been widely reported, many other issues received far less media attention last year. According to a new report released by CARE International — titled Suffering In Silence: The 10 most under-reported humanitarian crises of…

ሓበሬታ ካብ ውሽጢ ሃገር

ኣብ ሃገርና ብርክት ዝበሉ ዜጋታትና ብጥርጠራ ጥራይ ግዳያት ማእሰርትን ስደትን ይኾኑ ምህላዎም ዓለም ምሉእ ዝመስክሮ ዘሎ ሓቂ እዩ። ከም ሕሱም ዝጉሕጓሕ ዘሎ ሃብቲ ሃገር ኣብ ክንዲ ኣብ ረብሓ ኤርትራውያን ዝውዕል ብስም ውሑዳት መራሕቲ ስርዓት ህግደፍ ካብ ሃገር ወጻኢ ኣብ ባንክታት ይግዕዝ፤ መሬት ደቂ ሃገር ንሰብ ሃብቲ ይሽየጥ፤ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ጉልበት መንእሰያት ኤርትራ ይምዝመዝ ወዘተ…

ሻንጆርጆ ፈሪሳ!!ወይ ዓንያ????????

ሕቶን፡ ርእይቶን ንክቡር ዶክተር ተስፋ ገርግስ ገርብረ መድህን ወስት ቪርጂንያ!!!!!! (ዕባይ ዓድ ወግሪ)!!!!!! “ዘየደቅስ ነጊሮም ድቅስ ይሓድሩ” ስለ ዝኾነኒ ኣብዚ እዋን ክጽሕፍ ተገዲደ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ድንቁርናን፡ ዘበነ ማአሰርትን፡ ዘበነ ስደትን፡ ዘበነ ባርነትን፡ ዘበነ ዕብሰትን፡ ዘበነ ጥምየትን፡ ዘበነ ሕሰምን መከራን፡ ዘበ ዉርደትን፡ ዘበን ዓመጽን…ወዘተ። ኣብ ጓል ዘረባ ዝእቶ ግዜ ኣይኮነን። ክቡር ዶክተር ተስፋይ፡ ኣብ…

ጸብጻብ ኣኼባ ስቶክሆልም

ኣብ ትሕቲ ”ምህናጽ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ንፖለቲካዊ ስግግር” ዝብል ኣርእስቲ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ምስ ገዳይም ተጋደልቲ እቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩን መሓመድ ብርሃን ብላታን ዝመርሖ ኣኼባ መድረኽ ብዕለት 16 ታሕሳስ 2017 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ሽወደን ተኻይዱ ነበረ። ኣኼባ ነቲ ኣብ ፍራንክፈርት ኣብ 20-22 ጥቅምቲ ዚተኻየደ ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር ብዝብል ኣርእስቲ ንወከልትን ኣባላትን 42 ፖለቲካዊ ውድባትን በርገሳዊ ማሕበራትን…

“ብዓል ባጀላ”

ዶክተር፡ በርሄ ሃብተገርግስ/ መቶ ኣለቃ/ ናይ ኮለጅ መምህር/ ሽማግለ..!!!! ክቡራት ኣንበብቲ ዝዓበኹም ዝነኣስኩም፡ ሰብኣይኩም ሰበይትኹም፡ ዓበይትን ናእሽትን፡ ብሓባራ ህዝቢ ኤርትራን: ፈተውትን፡ ነዚ ዝመጽእ ዘሎ ዓመት ምኽንያት ብምግባር፡ ርሑስ ልደት ንክርስትና ኣመንቲ፡ ይግበረልኩም። ናይ ሰላምን ራህዋን  ዓመት ይግበሮ፡ እናበልኩ! ንናይ ዓመት መወዳእታ፡ ብሰብ ባጀለ ክዛዝሞ፡መሪጸ !!!። እንታይ ተረኽበ ምስ ሰብ ባጀላ? ትብሉ ትኾኑ። ትዕዝብተይ፡ ደጋጊመ፡ ክምርምር…

“ዘበነ ጸነተ፡ ዘበነ ዓወንወን፡ወይስ!! ዘበነ ቕልውላው”?

ክቡራት ኣንበብቲን፡ ተዓዘብትን ክሓትት ኣፍቁዱለይ? ዘበን ድዩ፡ ሽግር ኮይኑስ?! ወይስ እዩ ኣብ ራህዋን!! ኣብ ሰላምን ንኽነብር ዘኽእል ዓቕሚ ስኢኑ? ደቂ ሰብ ዘርብሖምን፡ ዝጠቕሞምን፡ ብልቦናን፡ ብትዕግስትን፡ ብምክብባርን፡ ብምጽውዋርን፡ ተላዚቦምን፡ ሓቢሮምን ንኽነብሩ ምስ ዘይገብሩ እዩ ኣብ ሽግር ዘንብሮም ዘሎ? ጽሑፈይ ብተባዕታይ ኣካል ገረ ስለ ዝጸሕፍኩ፡ ንኽቡራት ወዘራዝርን፡ ኣደታትን፡ ኣሕዋተይን፡ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ይቕረታ ይሓትት። “ዓዲ ንግበር ተገራሪህና!!…