መርጌታ ኣብራሃም!!!

መርጌታ ኣብራሃም!!!ሕጂዶ!!!ይሓይሽ????ማሰዶ!!!ይሓይሽ!!ወይስ ወዮ!!!ዓው ኢልካ ዘይብከዮ! ኩሉ ወዮ!!!ስራሓን ተግባሩ ማሕዮ!!በል እንሆ! ደኒንካ ብኸዮ።  ኣማኒ እየሱስ፡ ኣቦይ ብምባሉኣቦና ከይጽምዎም ተባሂሉስድራ ከምጽኡ ኣሻሓት ዝኸፊሉገዛ ንኸይጸቦም ገፊሕ ደለይሉኣቦና መይቆም ኢልካ ተዓሊሉካብ ክራይ ኣውጺእካ ገዛ ተግዝኣሉናይ መርገታስ  ንበይኑ ጥልመት ዝበዝሓሉኣብ ክንዲ ምርቓ፡ ንኣማኒ ዘንብዕሉ። መርጌታ ሃዋርያነት ረስዖማይድጋም ኮነ ብመብጽዖትምህርቲ ወንገል ብስልዖሃተምተም መባእ ከም ቃጽዖ። መርገታ ኣብራሃም ወዲ ማእከልመሲልዎ ከምድልየትካ ዝኽለልሂስቶን ብሕግን ብስርዓትን…

ዝኽሪ ኢሳያስ ተወልደብርሃን (1943 -2016)

ንነብስሄር ኢሳያስ ተወልደብርሃን ከተፋንዉ ዝመጻእኩም ሰበ-ጽቡቕ ድላይ ካብ በዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ኣስቴር ምስ ስድርኣን ኣሕዋቱን ልኡል ምስጋና ይብጻሕኩም። ነፍስሄር ኢሳያስ ውሉድ ኣቶ ተወልደብርሃንን ወ/ሮ ፍትግ ቀሺ ገብረየሱስን እዩ። ኣሕዋቱ እዝራ፣ ሳራ፣ ኤርምያስ፣ ያቆብ ፍረወይኒን ሳባን ይብሃሉ። ደቁ ድማ ማህሌትን ዳምርን ይበሃሉ። ነፍስሄር ኢሳያስ ኣብ ኤርትራ ተወሊዱ ኣብ ኢትዮጵያ ዓበየ። ምስዮናውያን ሽወደን ሙዚቃዊ ተዋህቦኡ ምስ ተገንዘቡ…

ERITREA: Release Patriarch Abune Antonios

FOR IMMEDIATE RELEASE January 18, 2017 WASHINGTON, D.C. – January 20, 2017 marks the 11-year anniversary of the Eritrean government’s illegal removal of Abune Antonios as the rightful Patriarch of the Eritrean Orthodox Church, the nation’s largest religious community. The Patriarch has been detained since 2007: His “crime” was his refusal to excommunicate 3,000 parishioners…

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ክዝከር ዝጀመረሉ ዓመት ብርግጽ እኳ እንተዘይተፈልጠ ኣብ ከባቢ 1908 ግን ከባቢ 15 000 ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ከተማ ኒው ዮርክ ሰላማዊ ሰልፊ ብምክያድ ደቂ ኣንስትዮ መስል ምስታፍ ኣብ ምርጻ ንኽውሓሰለን፣ ናይ ደሞዝ ምምሕያሽ ክግበረለንን ዝሓጸረ ናይ ስራሕ ሰዓታት ክግበረልን ጠለባተን ኣቕረባ። ብ1910 ክላራ ዘትኪን ዝተባህለት ጓል ኣንስተይቲ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ንኽብዓል ሓሳብ ኣቕረበት፡ ኣብቲ ካብ 17 ሃገራት…

ጋዜጣዊ መግልጺ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ)

ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ (ስትራተጂ ዓዲ) ንኣባላቱ ይኹን ንሰልፉ ድሕር ከይበለ ከምዝከላኸል ንደለይቲ ፍትሒ የፍልጥ። ብመንገዲ ፓልቶክ ኣብ ልዕሊ  ኣባል ሰልፊ  ጉባኤ ኤሪትራ (ስትራተጂ ዓዲ) ወሪዶም ዘለዉ ክስታት ከበድቲ ኢዮም። ከምኡ ስለ ዝኾነ፡ ምንጭታት ናይቶም ክስታትን፡ ነቶም ተሰንዚሮም ዘለዉ ክስታትን ከጽንዕ ስልፍና ሓላፍነት ኣለዎ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ድማ ብውሽጣዊ ኣገባብ ሰልፍናን መስመራት ሰልፍናን ሓቅነትን ዘይሓቅነትን ናይዞም ክስታት መጽናዕቲ…

ህልዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ኣባላት ሕብረት ኤውሮጳ ካብ ዘካየድዎ መደረ

ሓንቲ ካብ ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዝገበረቶ መደረ፡ ምኽባር መሰረታውያን መሰላት ደቂ ሰባት ሓደ ካብ እምነ ኩርናዕ መትከል ሕብረት ኤውሮጳን መሰረት ምስ መንግስታት (ንኤርትራ ሓዊስካ) ዝካየድ ፖለቲካዊ ዘተ እዩ። እዚ መሰረት ብምግባር ድማ ጥሕሰት ምኽባር መሰል ደቂ ስባት ብምልዓል ዘሎና ዕቃበታት ንዛረበሎም ኤርትራ ድማ እቶም መሰረታውያን መሰል ደቂ ሰባት ከተኽብር ከም ዘለዋ ንጠልብ። ብተወሳኺ ኤርትራዊ ሽወድናዊ ዜጋ…

The Changing Nature of Eritrea’s Opposition Politics

Participants Herui Tedla Bairu, Chairman, Eritrean Congress PartyJason Mosley, Associate Fellow Africa ProgrammeChair: Mary Harper, Africa Editor, BBC News 18 Oct 2016 – 12:00 to 13:00 Chatham House, London Overview The Eritrean political opposition has long been divided by factors such as geography, ethnicity, religion and competition. There have been several attempts to unify opposition parties under…

ርእይቶይ ብዛዕባ መጽሓፍ ኣቶ ሑሩይ ተድላ ባይሩ – ብ በረኸት ካሕሳይ.

‘Eritrea and Ethiopia: A front row look at issues of conflict and the potential for a peaceful resolution (‘ንጹር ጠመተ ኣብ ጉዳይ ግርጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን: ተኽእሎ ሰላማዊ ፍታሕን) ዘርእስታ መጽሓፍ ብ ኣብ ስቶክሆልም፣ ስዊድን ዚቕመጥ ገዲም ተጋዳላይ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ብቋንቋ እንግሊዝ እተጻሕፈት ኢያ። ብኣገላልጻ ጸሓፊ፡ እዛ መጽሓፍ እዚኣ ሰፋሕ ብዙሕ ጻዕሪ እተገብረላ ኮይና፡ንጉዳያት ተርእዮታት ግጭታት ኤርትራን ኢትዮጵያን…