ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ብደለይቲ ፍትሒ 26 ሰነ 2015

ኣብዚ እዋን ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምሉእ ዓለም ተቓሊሑ ካብ ኩሎም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ዝኾኑ ሃገራት፣ ኣህጉራውያን ውድባትን ትካላትን፡ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ የብቅዕ ብማለት ስርዓት ህግደፍ ነቲ ክወስዶ ዝጸንሐን ዘሎን ምግሃስ መሰል ደቂ ሰባት ደው ንምባል ኣድላዪ ስጉምትታት ክውሰድ ጠለባቶም የቕርቡ ኣለዉ። ኣቲ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወይዘሮ…

UN Commission of Inquiry Speaks Out

These are the conclusions and recommendations of the UN Commission of Inquiry on Eritrea. The UN Human Rights Council will draw its conclusions and recommendations based on the 483-page report and the recommendations. Good reading A. Conclusions 66. The commission finds that systematic, widespread and gross human rights violations have been and are being committed by the…

ዓለም ሰሚዓዶ???????

ኣውያትናን! መርድእናን ዓለም ሰሚዓዶ????? ብኽያትናን!! ቃንዛናን!! ሓዘንናን!! ተነጊሩዶ??? ዝሓለፈ ኩሉ!!! ሽግራና!! ኣርዲእኩሞዶ??? ጸገምና በዚሑ!!በየናይ ጀሚረ በየናይ ክውድእ መንእሰይ ሃገርረይ! ኣብ ዝኸዶ ይብል ድፍእ መሲሉና ዝተቃለስና!! ካብ ሽግር ንኽወጽእ እናሓደረ ዝግንፍል፡ ድቕድቕ ጸላም ዘይጠፍእ ንገሩለይ ንዓለም፡ ብርሃን ሃገረይ ንኽመጽእ ህዝበይ!!ሕበርሞ! ንጻላኢና ከነብሎ ድፍእ። ዓው ኢልካዶ!! ተነግረ ኣብ ሳሕል ዝሓለፈ ሂወት ጀጋኑና ኣብዘይ ግዜኡ ዝተኾልፈ ኣብ ኣስመራ ምስ ተኣትወ፡…

U.S. Relations With Eritrea

More information about Eritrea is available on the Eritrea Page and from other Department of State publications and other sources listed at the end of this fact sheet. U.S.-ERITREA RELATIONS The United States established diplomatic relations with Eritrea in 1993, following its independence and separation from Ethiopia. The United States supported Eritrea’s independence, but ongoing government detention…

በዓል ናጽነት ንዘክሮ ግንከ ብኸመይ ኣገባብ፧

ሃገርና ኣብ ትሕቲ ዝተፈላለዩ ገዛእቲ ሓይልታት ትግዝኣሉ ዝነበረት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሰፍ ዘይብሉ በደላት በጺሖም እዮም። ንኣብነት መንግስቲ ጥልያን ንኣሽሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ሊብያ ብምውሳድ መዝሓል ዓረር ኮይኖም ንኽሓልፉ ፈሪድዎም ነበረ፡ ነቶም ለውጢ ንምምጻጽ ዝተቓለሱ ሓርበኛታት ድማ ኣደዳ ስደት፣ ማእሰርቲ ናኹራ ከምኡ ድማ ሞት ጌርዎም እዩ። ምሕደራ እንግሊዝ ንመግዛእቲ ጥልያን ኣብ ዝተክኣሉ እውን እቲ ሕሱምን…