ጣልቃ ምእታው ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያት ህዝቢ የመንን ጠንቅታቱን

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ጉዳያት ኣብ ቀረባን ርሑቕን ዝርከባ ሃገራት ኢዱ ከተኣታቱ ጸኒሑን ኣሎን። ሓደ ካብቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ እዚ ስርዓት ክቐርብ ዝጸንሐ ክስታትን ከም ሳዕቤኑ ድማ ንእገዳ ዘቃልዖ ጉዳይ ነቶም ብእስላማዊ ጥሩፍነት ዝኽሰሱን ብኣልሸባብ ዝፍለጡን ኣኽረርቲ ምንቅስቓስ ሶማል ብምሕጋዙ እዩ። እምበኣር ኪኖ እቲ ኣብ ልዕሊ ህዝበና ዘካየዶ ዘሎ ገደብ ኣልቦ ምግሃስ መሰል ደቂ…

ID: Commission of inquiry on Eritrea – 23rd Meeting 29th Regular Session of Human Rights Council 23 June 2015

The distinguished delegate from the USA during – 23rd Meeting 29th Regular Session of Human Rights Council The United States thanks the commission of inquiry for its work and the through substantive report on the point of human rights situation in Eritrea. On the basis of hard ranched testimony inclusive hundreds of interview and written…

ኤርትራዊነት? ኤርትራዊት/ኤርትራዊ?

ኤርትራዊነት? ኤርትራዊት/ኤርትራዊ? ንኹሉ ወዲ ሃገር ሓልፍነት ዝስምዖ፡ ግዱስን፡ ተቖርቛርን ብህዝቡን፡ ብሃገሩን! ንዝተሰዉኡን፡ ኣብ ቤት ማእሰርትን፡ ኣደራዕ ዝዓሰሎ ኣገልግሎትን ዝርከቡ፡ ኣብ ስደት ኮይኖም ከይደቀሱ ንዝሓድሩን፡ ኩሎም ጽንዓትን፡ ኣስተውዕሎን፡ ንጹርን ዝኾነ ኣተሓሳስባን፡ ሕላናኦም ከየዕረቡ ኣብ ቃልሲ ዝርከቡን፡ ሰላምን ትዕግስትን ምስ ኩሉ ተጻዋርነት፡ ኣብ ክብ ዝበለ ምርድዳእን፡ ምክብባርን ክህሉዉ እናተመነኹ፡ ብዓቕሊ ከተብቡለይ እምሕጸን። ኣስዕብ ኣቢለ ንዶክተር ረዘነ ኣብ…

ታሪኻዊ ስፖርታዊ ዓወት ብኤርትራውያን መንእሰያት

እቲ ኣብ ከተማ በይጂንግ ሃገረ ቻይና ክካየድ ዝቐነየ ዓለምለኻዊ ስፖርታዊ ውድድር፡ ወዲ 19 ዓመት ዝኾነ ኤርትራዊ መንእሰይ ግርማይ ገብረስላሴ ብ 2፡12፡27 ውድድር ማራቶን ብምዝዛም ናይ ወርቂ ሜዳልያ ተሸላሚ ክኸውን በቒዑ። ኣብዚ ሓያላት ተወዳደርቲ ዝተኻፍልዎ ናይ ኦሎምፒክ ውድድር ምሽናፉ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ከምዚ ዓይነት ውድድር እቲ ዝንኣሰ መንእሰይ ኮይኑ ብምዕዋቱ ድማ ድርብ ስፖርታዊ ዓወት ክጓነጸፍ በቒዑ…

ማሰ!!!! ማሰ!!! ማሰ!!!! ደሚሒት!!!!!!! ሔዚ!!!!! ዲንቒ!!!!!!!!!!!!!!!!!

ኣይተ ኢሳያስ ወዳጀ ግርማ!! ወዳጀ ዕጥቂ ንኩናትዶ!! ይስነቕ በራሚል ኣረቂ ብዘይ ሕድገትዶ! ይመጽእዩ! ዕርቂ ሓሶት እንተተደመረ!! ኣይኸውን ሓቂ ስርዓት ሸፍትነትኩም! ፈኾሰ ካብ ጨርቂ ስራሕኩም! ኮነ ሓሶት! ምስ ስርቂ ሃገርና ገበርኩማ፡ ናይ ውላድ ድርቂ። ወዮም ዞምደሚሕት፡ እጢ መሓዛኹም እዚ ኣይተ ሞላ! ወዲ ኣይተ ኣስገዶም ኣብ ኣስመራ ዝምጨን ኣብ ማእከሎም ንጀነራላት ኤርትራ ብዓይኑዩ! ዝኾሎም ድምብርጽ! ዘይብሎ! መርጢጡ…

Eritrea: New UN Report Details Litany of Human Rights Violations, ‘Rule By Fear’ in EritreaEritrea: New UN Report Details Litany of Human Rights Violations, ‘Rule By Fear’ in Eritrea

Amid “systematic, widespread and gross human rights violations,” the human rights situation in Eritrea has degenerated into a climate of fear in which dissent is stifled and large swathes of the population are subjected to forced labour and imprisonment, a new United Nations report has found. The report by the UN Commission of Inquiry on Human…