ኣበዓዕላ መዓልቲ ናጽነትና ብኸመይ ክኸውን ይግባእ?
ቀዳም 14 ግንቦት 2016 ንዝኽሪ ርብዒ ዘመን ኣብ ልምዓትን መኸተን ዝብል ዓምዱ ንኤርትራውያን ነበርቲ ሃገራት ስካንዲናቭያ ጽንብል 25 ዓመት ናጽነት ተዳልዩ ከም ዘሎ ወብሳይት http://alenalki.com/ ክትሕብር እንከላ ነቶም አብ ኤርትራ ብምኻድ ከብዕሉ ዝደልዩ ድማ ብተዳልዩሎም ዘሎ ፎርም ክሕብሩ ከም ዝኽእሉ ትነግር። ብመጀመርያ ክንጸር ዘለዎ ጉዳይ ብሳላ ስዉኣትና ዝተረኽበ ናጽነት ንምብዓል፡ ነዛ መዓልቲ ናጽነት ንዘክራ ዶ? እንተኾይኑ እቲ…