ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ብደለይቲ ፍትሒ 26 ሰነ 2015
ኣብዚ እዋን ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ምሉእ ዓለም ተቓሊሑ ካብ ኩሎም ደለይቲ ሰላምን ፍትሕን ዝኾኑ ሃገራት፣ ኣህጉራውያን ውድባትን ትካላትን፡ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ግፍዒ የብቅዕ ብማለት ስርዓት ህግደፍ ነቲ ክወስዶ ዝጸንሐን ዘሎን ምግሃስ መሰል ደቂ ሰባት ደው ንምባል ኣድላዪ ስጉምትታት ክውሰድ ጠለባቶም የቕርቡ ኣለዉ። ኣቲ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወይዘሮ…