መልሲ ንኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጁሃር!!!!
“ዓቢ ሰብ ክጋገ ፡ ጌጋኡ ክንዲ እምባ ይኸውን” ኣባሃህላ ቐዳሞት፡ ኣቶ ሳልሕ ቃዲ፡ ካብቶም መቓልሰተይ፡ መሰታይ፡ መምህር፡ ጻሓፋይ፡ ኢለ ዝቖጽሮ ሰብ ነበረ። ኣብ ቃል ኣቶ ሳልሕ ክምርኮስ “ኣፍካ ከምድላይካ ትበልዓሉ እምበር፡ ከምድላይካ ኣይትዛርበሉን” ኢሉ ዝእርም ሰብ ነበረ። መርበብ ዜና ዓዋተ፡ ምስ ጀመረ፡ ዕባይ ከተማ “ ከረን”፡ብምዃኑ፡ መሰረት ብምግባር፡ ተጋዳላይ፡ ስደተኛ፡ ዝተማህረ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ከም…