ቃል ሓዘን

ተጋዳላይ ኢዮብ ሃይለ ብሃንደበታዊ ሓደጋ ካብዛ ዓለም ብ ዕለት 7/12/2023 ተፈልዩ። በዚ ዘጋጠመ ሓዘን መሪር ሓዘን እናተሰም ዓና ንተጋዳላይ ኢዮብ ሃይለ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ ንስድራቤቱን ብጾቱን ድማ ጽንዓት ይሃብ።

ናይ ሓዘን ተኻፈልቲ

ኣባላት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ