ድሓን ኩን!!! ፍቁር፡ ሓወቦይ ብርሃነ
ሃይለ ገብረ ትንሳኤዘብሄረ ሰራየኢንድያናፖሊስ ኢንድያና 31 ታህሳስ 2020መልቀስድሓን ኩን!!! ፍቁር፡ ሓወቦይ ብርሃነ!!!!ወየ!!!ወየ!!!ወየ!!!!ወየ ኣነ!!!ወየ ኣነ ወየ ኣነ!!እዚ ፍቁር ሓወቦይ ሞይቱ!!ኣርኪብዎም፡ ነቶም ኣቦታቱኣርኪብወን፡ ነተን ኣደታቱኣርኪብዎም፡ ንዝፈትዎም ኣሕዋቱኣርኪብዎም፡ ዘፍቅሮም ኣዕርኽቱኣቐዲሞም፡ ከይዶም መዓልልቱኣይንበር እዩ፡ በንኻ ከተዘንቱ።ወየ!!!ወየ!!!!!ወየ!!!!!ሃለቃ ብርሃነ ብዓል ዳምባዓደ ቦኻ ዝተኸበት ብእምባዓዲ ማስ ኣቶኻ ሽሻይ ጸባገልገለ መስቀል ዝመልኦ ዕንባባ።ሃለቃ ብርሃነ ብንእሱዳዊት ተሓንገጠ ኣብ ንእሱናብ ገዳም ከደ ገስጊሱበርኻ ለሰ፡ ጠሓሒሱእንዳ…