Eritrean regime announces election of new Patriarch whilst current Patriarch remains under house arrest

Source: Human Rights Concern – Eritrea 17 May 2021 The Eritrean regime announced on 13th May 2021 that “His Reverend Abune Qerlos has been elected as 5th Patriarch of Eritrea’s Orthodox Tewahdo Church in an election conducted today in Asmara… The official consecration of Abune Qerlos will take place on June 13th.” The announcement justified this event…

መልቀስ!!!

By Haile Gebretensae ድሓን ኩን!!! ክቡር ወዲ ክቡራት!!!!! ኣኽበሮም ገብረመስቀል እምባየ!!!!!!! ሎንዶን ፡ ዓዲ እንግሊዝ ወየ!!!!ወየ!!!!ወየ!!!! ወየ ኣነይ!!!! ወየ ኣነየ!!!!ወየ ኣነየ!!!! ኣኽበሮም፡ ኣኽበሮም፡ ኣኽበሮም!!! ከም ሽሙ  ንኹሉም ዘኽብሮም ንዝጠመየ!! ደጋጊሙ ዝዕንግሎም ንዝዓረቑ ዘምዉቕ ዝኸድኖም ንዝጸምኡ ርውየቶም፡ ዘጽግቦም ንዝተሰነፉ ዘደልድል ምርኩሶም ንተስፋ ዝቖረጹ ሓቦ ዝኾኖም ቕርሺ ንዝበለ ደሪቡ ዝህቦም ንዝገይሽ ዘስንቕ ዘሕቑፎም ንዝምከር ኣዕሚቑ ዝመኽሮም እንክምድር ዘስሕቕ…

ናይ ሓዘን መልእኽቲ

ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ብዝተፈላለየ ደረጃ መሪሕነት ክቃለስ ድሕሪ ምጽንሑ ድሕሪ ናጽነት እውን ንውሱን ዓመታት ከም ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሽወደን ብምዃን ዘገልገለ ዜጋ እዩ። ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ መሳርዕ ደምበ ተቓውሞ ድሕሪ ምስላፉ ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ብምዃኑ ክገልግልን ክቃለስን ድሕሪ ምጽንሑ፡ ኣምባሳደር/ተጋዳላይ ኣድሓኖም ገብረማርያን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። በዚ ኣጋጣሚ ንመዋቲ መንግስተ ሰማያት ንስድራቤት…