ARCHAEOLOGISTS HAVE FOUND TWO ANCIENT CHURCHES DURING EXCAVATIONS AT THE PORT OF ADULIS, LOCATED IN PRESENT-DAY ERITREA

The churches date from the 6th and 7th century AD, when Northeast Africa and South Arabia during Classical antiquity to the Middle Ages, was ruled over by the Kingdom of Aksum. The Aksumite Kingdom emerged during the mid-1st century AD in the former territories of the fallen D’mt Kingdom. The kingdom played an important role…

ኣብ ኦሪገን ጠፊኦም ብዛዕባ ዝተባህሉ ኤርትራውያን ኣትሌታት

BBC ንኤርትራ ወኪሎም ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም ንምስታፍ ናብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኦሪገን ተላኢዀም ዝጸንሑ’ሞ “ጠፊኦም” ካብ መንጐ ዝተባህሉ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት፡ እቶም ሰለስተ ንውድድር ናብ ካልኦት ሃገራት ከም ዝኸዱ ተገሊጹ። ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንምስታፍ ካብ ዝተላእኩ ጕጅለ ኣትለቲክስ ኤርትራ፡ ናብ ሃገሮም ከይተመልሱ ኣብ ኣሜሪካ ዝተረፉ ኣትለታት ኣለው ዝብሉ ጸብጻባት ይወጽኡ ኣለው። እንተዀነ፡…

UN Human Rights Council: “Eritrea’s systematic crackdown on dissenting voices continued unabated”

Source: UN Human Rights Council Human Rights Council holds separate interactive dialogues on the human rights situations in Eritrea and in Sri Lanka  4 March 2022 The Human Rights Council this afternoon held separate interactive dialogues on the situations of human rights in Eritrea and in Sri Lanka. Mohamed Abdelsalam Babiker, United Nations Special Rapporteur…

Egypt forcibly deports 31 Eritrean asylum seekers to Asmara and prepares to deport dozens of detained migrants

The “Refugees Platform in Egypt – RPE ” monitored and documented that the Egyptian authorities committed the crime of forced deportations against 31 Eritrean asylum-seekers from Egypt to Asmara – the capital of Eritrea – during the past week. Among the women forcibly returned was a disabled woman who could neither speak nor hear –…

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤትክርስቲያን ኤርትራ ኣቡነ እንጦንዮስ ዓሪፎም

ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብውሳነ መራሕቲ ስር ዓት ህግደፍ ካብ ስልጣኖም ተቐንጢጦም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ድሕሪ ምጽንሖም ካብዛ ዓለም ብሞት ከም ዝተፈልዩ ዝበጽሓና ዜና ኣረጋጊጹ። እዞም ቅዱስ ኣቦ ብቓሎም ከም ዝመስክረዎ ንመራሒ ስር ዓት ህግደፍ ኢድካ ኣብ ቤተክርስቲያን ኣይተ እቱ ብማለቶም፡ እዚ ከም ዓቢ ገበን ተቖጺሩ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከም ዝኣትዉ ከም ዝተገብረ ዓለም…

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ትካላት ህግደፍን ማዕቀብ ኣንቢራ

VOA ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ክፍሊ ገንዘብ (ትረጀሪ)ን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግጭት ኢትዮጵያ ብዝጻወቶ ዘሎ ኣሉታዊ ተራ ሎሚ 12 ሕዳር 2021 ማዕቀብ ኣንቢሩ። ኣብቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግለጺ ከም ዘነጽሮ፡ እቲ ማዕቀብ ኣካል’ቲ ብፕረዚደንት ጆ ባይደን 17 መስከረም ዝተፈረመ ፕረዚደትናዊ ትእዛዝ’ዩ። መግለጺ ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ከም ዘመልክቶ፡ ኤርትራ፡ ካብ ትግራይ ሰራዊታ…