ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ትካላት ህግደፍን ማዕቀብ ኣንቢራ
VOA ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ክፍሊ ገንዘብ (ትረጀሪ)ን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ግጭት ኢትዮጵያ ብዝጻወቶ ዘሎ ኣሉታዊ ተራ ሎሚ 12 ሕዳር 2021 ማዕቀብ ኣንቢሩ። ኣብቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግለጺ ከም ዘነጽሮ፡ እቲ ማዕቀብ ኣካል’ቲ ብፕረዚደንት ጆ ባይደን 17 መስከረም ዝተፈረመ ፕረዚደትናዊ ትእዛዝ’ዩ። መግለጺ ክፍሊ ወጻኢ ጉዳያት ከም ዘመልክቶ፡ ኤርትራ፡ ካብ ትግራይ ሰራዊታ…