ብአስገዳድ ዝግበር ምፍንቃል ዓድታት ውጽኢቱ (The result of resettlement program)
Written by Gebrezghi AfeworkiMonday, 06 April 2009 01:00 አብ ሃገርና ኤርትራ አብ ዝተፋላለየ ዓመታት አብ ገለ ክፍሊ ምምሕዳር ምጡን፤ አብ ገለ ክፍሊ ምምሕዳር ውሑድ፤ አብ ገለ ቦታ ድማ ጨሪሹ ማይ ከይሃረመ ዝሐልፈሉ ክራማት አብ ገጊዜኡ ልሙድ ኢዩ፡፡ ኤርትራውያን ሐሮስቶትን ጓሶትን አብ ትውልዲ ዓዶም አብ ጊዜ ክረምቲ ማይ ከይሃረመ አብ ዝደርቀሉ እዋን ምእንቲ ሕርሻ፤ ጉስነትን ትውልዲ…