ብድሆ ሐይሊ ሰራዊት (The role of the military)

Written by Gebrezghi AfeworkiWednesday, 13 May 2009 01:00 ወተሃደር ንናይ ሃገር ጸጥታ፤ዶባት ሃገር ብናይ ደገ ጸላኢ ወራር ከይጠሐስን ከይድፈርን ዘዑቁብ ጥራይ ዘይኮነስ ከምኡውን አብ ውሽጢ ሃገር ንዝፍጠር ናይ ተፈጥሮ ሐደጋ ዝከላኸል አብ ልዕሊ ህዝቢ ሰላም ንዝዘርግ ባዕላዊ ስልጣን ዝብድህ አብ ትሕቲ ግዝአተ ሕጊ ግቡእ ወትሃደራዊ ትምህርትን ተዓሊምን ዘጥረየ ምኩር ተኸላኸሊ ሐይሊ ኢዩ፡፡እምባ ገነን ሐላፊ ስርዓት…

ብአስገዳድ ዝግበር ምፍንቃል ዓድታት ውጽኢቱ (The result of resettlement program)

Written by Gebrezghi AfeworkiMonday, 06 April 2009 01:00 አብ ሃገርና ኤርትራ አብ ዝተፋላለየ ዓመታት አብ ገለ ክፍሊ ምምሕዳር ምጡን፤ አብ ገለ ክፍሊ ምምሕዳር ውሑድ፤ አብ ገለ ቦታ ድማ ጨሪሹ ማይ ከይሃረመ ዝሐልፈሉ ክራማት አብ ገጊዜኡ ልሙድ ኢዩ፡፡ ኤርትራውያን ሐሮስቶትን ጓሶትን አብ ትውልዲ ዓዶም አብ ጊዜ ክረምቲ ማይ ከይሃረመ አብ ዝደርቀሉ እዋን ምእንቲ ሕርሻ፤ ጉስነትን ትውልዲ…

ስቱትጋርትን ከባቢኡን ነቲ ብስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. (We condemn the resettlement program of villages)

Written by ean political organizations/parties and civil societiesWednesday, 11 March 2009 01:00 ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከምቲ ኩሉ አረሜናዊ ተግባራቱ ንህዝቢ ዝነበሮ ባህሉ፤ ልምዱን መነ ባብሮኡን ንምጥፋእን ንምብራስን ኩሉ ወዲ ሃገር ብግርህነቱ ከሎ ንሱ ግን ብመደብ ህዝቢ ዝጠፍአሉን ሃገር ዝባድመሉን ካብ መጀመርያ ዝሐንጸጾ ስዉር መደብ ኢዩ፡፡ እዚ ሕጂ ተታሐሒዙዎ ዘሎ ምፍንቓል ዓድታት’ውን መቐጸልታ ናይቲ በብጊዜኡ አብ ልዕሊ…

መድሕን ሃገርን ህዝብን (The savior of the country and the people)

Written by Gebrezghi AfeworkiMonday, 16 February 2009 01:00 ወተሃደር ንናይ ሃገር ጸጥታ፤ ዶባት ሃገር ብናይ ጸላኢ ወራር ከይጠሐስ፤ ናይ ህዝቢ ሰላም ዘዑቁብን ዘደልድልን ወተሃደራዊ ትምህርትን ተዓሊምን ዘጥረየ ተኸላኻሊ ሐይሊ ኢዩ፡፡ ሐንቲ ሃገር ኩሉ ትካላት መንግስቲ ብግቡእ አቅኒዓ ብሃገራዊ ቅዋም እትምራሕ ሐደ ናይ ሃገር ምክልኻል ክፍሊ አብ ትሕቲኡ ዓበይቲ ክፍልታት ሐይሊ ምድሪ፤ ሐይሊ አየርን ሐይሊ ባሕርን…

ኣገዳሲ መልእኽቲ (Important message)

Written by Herui T. BairuTuesday, 03 February 2009 01:00 ዲክታቶር ኢሳያስ ንሰራዊት ኤርትራ ካብ ኲናት ናብ ኲናት ካብ ዝድጒሎ እንሆ ዓሰርተ ዓመታት ሓሊፎም፣ ሕጂ ድማ ሕሉፍ ሓሊፉ ምስ ሕቡራት መንግስትታትይፋጠጥ ኣሎ፣ ንውግኣት ክዌትን ዒራቕን ንድሕሪት ተመሊስና እንተ ርኢና። ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት መንግስትታት “ግደፍ ! ወይ ተመለስ !” ዝብል ውሳነ ምስ ዘሕልፍ ወተሃደራዊ ስጒምቲ ንምውሳድ…

As thousands flee regime, Eritrea goes it alone

Written by The Washington PostTuesday, 15 December 2009 20:49Facing the prospect of U.N. sanctions and increasing ‘brain drain,’ young nation’s authoritarian president chooses defianceBy Stephanie McCrummenWashington Post Foreign ServiceMonday, December 14, 2009 ASMARA, ERITREA — With the threat of U.S.-backed sanctions looming over this isolated Red Sea nation, Eritrean President Isaias Afwerki recently summed up…

ምምሕዳር ኣሜሪካ ንኤርትራ የጠንቀቕ (Clinton threatens Eritrea action)

Written by BBC NEWSFriday, 07 August 2009 01:59ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ሂላሪ ክሊንተን፡ ምምሕዳር ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሶማልያ ጣልቃ ምእታው ምስ ዘየቋርጽ መንግስቲ ኣሜሪካ ስጉምቲ ከምዝወስድ ተጠንቅቕ። ምኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ድሕሪ ምስ ፕረዚደንት ሶማል ሸኽ ሻሪፍ ሸኽ ኣሕመድ ኣብ ናይሮቢ ርእሰ ከተማ ኬንያ ድሕሪ ምርኻብ ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሻጣዊ ጉዳያት ሶማል ዝጻወቶ ተራ…

በዓላት ህግደፍን ዕላማታቱን (What is the aim of PFDJ festivals?)

Written by Berhane TesfazghiFriday, 08 August 2008 01:00በዓላት ህግደፍን ዕላማታቱንኩሉ ህዝብና ክዕዘቦ ከም ዝጸንሐ ዓመት ዓመት ብስም ፈስቲቫል ኤርትራ፡ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ፈስቲቫላት ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን። ነዚ ብምምልካት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ናይ 2 ነሓሰ 2008 ኣብ ትሕቲ ”ፈስቲቫልና ነጸብራቕ ባህላዊ ትንሳኤና” ዝብል ርእሰ-ዓንቀጽ ካብ ዘስፈረቶ ትሕዝቶ ”ሃገራዊ ፈስቲቫል ኤርትራ 2008 ትማሊ…