ፈስቲቫል ካስል

እዚ ጽሑፍ እዚ ብዕለት 2017-08-05 ብጻይ ክፍለ ኣስገዶም (ሸቃ) ንሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ስትራተጂ ዓዲ ወኪሉ ቃል ሰልፊ ኣብ ፈስቲቫል ካስል ዘንበቦ ጽሑፍ ከምዚ ዝስዕብ ነበረ። ፈስቲቫል ካስል 2017-08-04   ዝኸበርኩም ኣሳናዳእቲ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ ካስል! ኣቐዲመ ብስም ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ሕውነታዊ ሰላምታ የቕርብ፣ ኣስዒበ ድማ ምሉእ ዓወት ነዚ ሰፊሕ ፈስቲቫል ይምነ። መልእኽቲ ሰልፍና ድማ ከም…

ሰውራ ዓዲ

መእተዊ እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ብ 2006-10-23 ኣብ ኤርትራውያን ዌብሳይቲ ዝተመዝገበ እዩ። ትሕዝትኡ ክሳብ ሕጂ እዋናዊ እዩ፣ በዘይካ ጭርሖታት <ቃልሲ ብሰላማዊ ኣገባብ>ን <ቃልሲ ብኩሉ ኣገባብን>። ብድሕሪ ሕጂ ዝጽወዑ ሰሚናራትን ኣኼባታትን ጉባኤታትን፡ ነዞም ክልተ ፖሊሲታት፡ ነቶም ንመርጾም መራሕቲ ኣካላት፡ ኣእዳዎም ከይኣሰርና፡ ንግደፎም። መራሕትና ከም ኣድላይነቱ፡ ነዞም ክልተ ፖሊሲታት ክትግብሩ ነጻነት እንተ ሃብናዮም እዩ ዘዋጽእ። ቀንዲ ሓይሊ ዝዀነ…

ህልዊ መድረኽን ግደ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራን

መቕድም ፈጻሚ ኣካል ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብ2016-02-(20-21) ኣብ ስቶኮሆልም ኣኼባ ኣካየደ። ዕላማ ዝተጠቕሰ ኣኼባ ጉድለታት ሰልፍናን መንፋዓት ካልኦት ውድባትን ብምግምጋም፡ ንኣወዳድባ ሰልፍና ምምሕያስን ንጥቕምታት ህዝብና ብዝዓዘዘ መንገዲ ምቅላስን ኣብ ህዝብና ዝተመርኰሰ ግምጃ ምምስራትን እዩ። ነዞም ዝተጠቕሱ ሸቶታት ብምምዕባል ሰልፍና ንቓልሲ ደሞክራሲ ከጠናኽር ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብዚ ጽሑፍ መትከላት ሰልፊ ጉባኤን ፖለቲካዊ መስመሩን፡ ብተወሳኺ ድማ መድረኻዊ ውሳኔታቱን…

Issues for discourse

Introduction This essay was written in 2010-06-30. I hope that the Eritrean educated stratum develops further the issues taken up. >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>  1. Economic Empowerment   Land Ownership a) The ECP holds that land does not belong to the government, similarly, b) Land does not belong to the provinces c) Land belongs to the Adis (the historically…

ሃገራዊ ዋዕላ ንምኽሪ

መእተዊ ገለ ክቡራት ደቂ ሃገር ብዛዕባ ዋዕላ ናይሮቢ ስግኣቶም ከም ዘቐመጡ ይፍለጥ፣ ካልኦት ሰዓብቲ ፖለቲካ ኣናጹ ግን ንመርካቶ ጸለመን ምንእኣስን ምንሻውን ክምበድብድዎ ይርኤ ኣሎ። ክቡራት ደቂ ሃገር ኣብ ፖለቲካ ኣናጹ ሰብ ብፎርማጆ ከም ዝሕበል ኣይትዘንግዑ። ዋዕላ ናይሮቢ እንተዀነ ይደገፍ ብዝተረፈ ግን ዕድል ይውሃቦ! ሃገራዊ ዋዕላ ንምኽሪ መቕድም መድረኽ ሃገራዊ ዘተ ንሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ናብ ህልው “ሃገራዊ ዋዕላ ንምኽሪ” ስለ ዝዓደመ ምሉእ ምስጋና ይብጻሓዮ። ኣሰናዳእቲ ዝተጠቕሰ ዋዕላ ከም ወኪል ሰልፍና ስለ ዝዓደሙኒ እውን ብተመሳሳሊ የመስግን። ኣብ ዝተላእከልና ዘዋሪ መልእኽቲ ሰለሰተ ዓውደልዝብ (ፓኔላት) ተሰሪዐን ከምዘለዋን ኣብ ነፍሰወከፍን ድማ ሰሰለስተ ተዋሳእቲ ከም ዘለወን ከይተረፈ እውን ተሓቢርና። ብግብራዊ ኣዘራርባ ኣባል ሳልሰይቲ ዓውደልዝብ ኰይነ መጽናዕታዊ–ወረቐት ከቕርብ ስለ ተመራሕኩ እውን ሕጉስ እየ። ሳልሳይ ዓውደልዝብ ሰለስተ ኣርእስትታት ዝሓዘለ እዩ፣ ንሳቶም ድማ እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ እዮም፥ ጠርናፊ ሃገራዊ ራእይ ጠርናፊ ግብራዊ ፕሮግራም ንሓባራዊ ዕላማታት መሰጋገሪ ፖለቲካዊ ከይድታት ድሕሪ ውድቀት ዲክታተራዊ ስርዓት ቀዳማይ ጠርናፊ ሃገራዊ ራእይ ደምክራስያዊ ለውጥን ስኒትን ሀ) ስኒት…

ገለ መዓቀኒታት ምስ ክልተ ነገራት

ገለ መዓቀኒታት ምስ ክልተ ነገራት 2015-07-30 መቕድም ብመንእሰያት ተሳናዲኡ ብመንእሰያት ዝተተገብረ ሰላማዊ ሰልፍታት፡ ብፍላይ ኣብ ጀኒቫ፡ ስቪሰራ፡ ዝድነቕ ነበረ። መንእሰይ ኤርትራ ግዴኡ ክጻወትን ንዘንጊ ቃልሲ ክልዕልን ክመርሕን ብቑዕ ከም ዝዀነ ድማ ኣመዝጊቡ። መራሕቲ ውድባት ቪድዮ ወይ ደረቕ ስእለታቶም ኣብ ኢንተርነት ብምዝርጋሕ ዓወት ቃልሲ መንእሰያት ንምምንጣል ክውጣውጡ ግን ረኤና። እዚ ዕዉት ፖለቲካዊ ተርእዮ ንምዕበላ ዓለመለኻዊ ዲፕሎማሲ ዘጠዓዕም ኲነት…

ናብ ክቡራት ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ

ናብ ክቡራት ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ 2015-08-08 ክቡራት ኣሕዋት መርገጽ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ነቲ ኣብ መንጎ ፈጻምን ኣሰናዳእን ኣካላት ካልኣይ ሃገራዊ ባይቶ ተረኺቡ ዘሎ ወጥሪ። ሰልፍና ካብ ንቡር ፖለቲካዊ መስመሩ ጥራይ ከም ዝብገስ መርገጻት ፈተውቲ ወድባት ምስ መርገጽና ምስ ዝመሳሰሉ ሓባራዊ መርገጻት ንወስድ፡ ብዝተረፈ ናትና መርገጽ ንወስድ። <ካብ ኪዳንን ካብ ኪዳን ወጻእን> ዝብል…

ክምብልሲ ኢሉ ኣሎ፡ ከይኲዖ ደኣ ንጠንቀቕ እምበር

2015-09-23 መእትዊ ብ2013-08-31፡ ቅድመ ክልተ ዓመታት፡ ብዓዳሚነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ስቶክሆልም ኣኼባ ኣካይዶም ነበሩ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተላዕሉ ኣርእስትታት ሕጂ እውን እንተዀነ እዋናውያን ስለዝዀኑ ዳግም ምዝርግሖም ኣድላዪ ኰይኑ ተረኺቡ ኣሎ። ዝተላዕሉ ዛዕባታት ከምዚ ዝስዕቡ ነበሩ፥ · ነቲ ኣብ መንጎ ናስራውያንን ኣሕዋት ኣስላምን ዘሎ ምትፍንናን ኣብዚ ዘሎናዮ ግዜ ናስራውያን ላዕላዋይ ግደ ጸቢጦም ከም ዘለዉ። ኣብ መንጎ ሃያላን…

The Road Map towards a Democratic Eritrea

Introduction The Roadmap towards a Democratic Eritrea The purpose of the Roadmap at hand is to outline the termination of the one-man dictatorial system in Eritrea, and establish constitutional multi-party democracy. A realistic assessment of the strength of the dictatorial regime, and the weakness of the Eritrean Opposition Forces (EOF) in the Diaspora, is the…